ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኤች ኣይ ቪ/ኤድስ ግደ ማሕበር ወለዶ ምድሓን ትግራይ ዑዙዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኤች ኣይ ቪ/ኤድስ ግደ ማሕበር ወለዶ ምድሓን ክልል ትግራይ ዑዙዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ማሕበር ወለዶ ምድሓን ትግራይን ብምትሕብባር መድረኽ ዘተ መዕበይ ግንዛበ ኣሳሊጦም።…