ቻይና ምስ ትካላት ምርምር ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምውዳድ እንተሰሪሓ ሓበራዊ ረብሓ ኣለዉ-ኣይተ መላኩ ኣለበል
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ትካላት ምርምር ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምውዳድ አንተሰሪሓ ሓበራዊ ረብሓ ኣለዎ ክብሎ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም።
ኣይተ መላኩ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቸይ ሄይ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ምስ…