ስፓርት ኣትሌት ዮሚፍ ቀጀልቻ ክብረ ወሰን ዓለም ፍርቂ ማራቶን ሰይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ዮሚፍ ቀጀልቻ ኣብ ቫሌንሺያ ሜዲዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ክብረ ወሰን ዓለም ብምስባር ተዓዊቱ፡፡ እቲ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት 57 ደቒቕን 30 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብመእታው ከምዝተዓወተ ሓበሬታ ኣትሌቲክስ ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ስትሪንግ ኮሚቴ ፍሪያት ፓርክታት ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ መዕበዪ ፕሮጀክት ይካየድ ኣሎ Desta Oct 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ስትሪንግ ኮሚቴ ፍሪያት ፓርክታት ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ መዕበዪ ፕሮጀክት ይካየድ ኣሎ ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)፣ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ፣ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፋሪያት ካሚልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ማሕበረሰብ ንግዲ ማሌዢያ ኣብ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዘሎ ዕድል ኢንቨስትመንት ንክጥቀሙ ፃውዒት ኣቕሪቦም Desta Oct 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣንዋር ኢብራሂም፣ ህዝብን መንግስቲን ማሌዢያ ኣብ ፃንሒትና ንዝሃብኩሙና ድሙቕ ኣቀባብላን ፍቕሪን ነመስግን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትልሚታትን ኣንፈታትን ልምዓት ንክዕወቱ ኣመራርሓ ቁርፀኛ ብምዃን ክሰርሕ ይግባእ-ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ Desta Oct 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመንግስቲ ዝተቐረፁ ኢንሸየቲቫት፣ ትልሚታትን ኣንፈታትን ልምዓት ንክዕወቱ ኣመራርሓ ቁርፀኛ ብምዃን ክሰርሕ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማ|ይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ ወተሃደራዊ ትሕዝቶታት ኢራን መጥቃዕቲ ኣየር ፈፂማ Desta Oct 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ወተሃደራዊ ትሕዝቶታት ኢራን መጥቃዕቲ ኣየር ከምዝፈፀመት ኣፍሊጣ። ሰራዊት ምክልኻል እስራኤል እቲ መጥቃዕቲ ኢራንን መሻርኽታን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ንዝፈፀምዎ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ሕነ ንምፍዳይ ከምዝኾነ ሓቢሮም። ካብ ለይቲ ጀሚሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስቴር ገንዘብን ኣሜሪካ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ሞሊ ፊን ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብን ኣሜሪካ ሓጋዚት ሚኒስትር ዓለም ለኸ ጉዳያት ብረንት ኒማንን ተዛቲዩ፡፡…
ስፓርት መቻል ንወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ ብምስዓር ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓሻይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ 3 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ቀትሪ ሰዓት 10 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ መቻል ታዬ ጋሻው (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ)፣ ኣቤል ነጋሽን ዳንኤል ዳርጌን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ግሎባል ሉኣላዊ ድርድር ዕዳ ተሳቲፉ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕላይ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ኣብ ዘሳናደኦ መድረኽ ግሎባል ሉኣላዊ ድርድር ዕዳ ተሳቲፉ። ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ክሪስታሊና ጂኦርጄቫ፣ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጄይ ባንጋን ናይቲ እዋን ኣቦ መንበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ማሌዥያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ምግባር ከምዝደሊዩ ገሊፆም Desta Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ማሌዥያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ምግባር ከምዝደሊዩ ገሊፆም። ናብ ማሌዥያ ዑደት ስራሕ ንምግባር ዘምረሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ምስ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ቢዝነስ ዘቲዮም። ኣብቲ መድረኽ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝርከቡ ምቹእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ልምዓት ኣዲስ ብሪክስ ንኢትዮጵያ ልዑል ዕድል ፋይናንስ ዝፈጥር ኢዩ – ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) Desta Oct 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣዲስ ብሪክስ ንኢትዮጵያ ልዑል ዕድል ፋይናንስ ዝፈጥር ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ዕደና ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ገሊፆም። ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ከተማ ካዛን ኣብ ዝተሳለጠ መበል 16 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ዝነበሮ ፃንሒት ጠሚቶም…