ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ሓለዋን ምርምርን እንስሳ ዘገዳም ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ሓለዋን ምርምርን እንስሳ ዘገዳም ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን።
ኣብ ቼክ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዝገብራ ዘለዋ ሚኒስተር ቱሪዝም ሰለማዊት ካሳ ምስ ኢንስቲትዩት ሓለዋ እንስሳ ዘገዳም ቼክ ሪፐብሊክ…