ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኤሎን መስክ ሓላፊ ክፍሊ ኣፈፃፅማ መንግስቲ አሜሪካ ብምዃን ተሾይሙ Gebremariam Weldegerima Nov 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር 4፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ወናኒ ኩባኒያታት ኤክስን ቴስላን ኤሎን መስክ ኣብ ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ትራምፕ ሓላፊ ክፍሊ ኣፈፃፅማ መንግስቲ አሜሪካ ብምዃን ሹመት ተዋሂቡዎ፡፡ ቁፅሪ ሓደ በዓል ሃፍቲ ዓለም ኤሎን መስክ ምስ ነበር ተቐዳሚ ሕፁይ ሪፐብሊካን ቪቪክ ራማስዋሚ ብሓባር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሶማሌላንድ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሌላንድ 4ይ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ይካየድ ኣሎ። እቲ መረፃ ንሶማሌላንዳውያን ወሳኒ ከምዝኾነ መረፅቲ ዝገለፁ እንትኾኑ፥ እቲ መረፃ ንሰላም፣ ልምዓትን ሓድነቶምን ወሳኒ ከምዝኾነ ተዛሪቦም። እቲ መረፃ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ንክልተ ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነባርነተን ኣብ ኡጋንዳ ዝገበራ ኢትዮጵያዊት ንግድብ ህዳሰ በዓል 31 ሺሕን 425 ዶላር ቦንድ ዓዲገን Gebremariam Weldegerima Nov 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኡጋንዳ ከተማ ካምፓላ ዝነብራ ኢትዮጵያዊት ወ/ሮ ብሄር ክፍሌ ቦሪ ንመዛዘሚ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ በዓል 31 ሺሕን 425 ዶላር ኣሜሪካ ዕድጊት ቦንድ ዓዲገን ፈፂመን፡፡ ወ/ሮ ብሄር ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኡንዳ ብምርካብ ዕድጊት ቦንድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው መመርመሪ ማሽን ኢኢጂ ዝተብሃለ ዘውድቕ ሕማም ንሆስፒታላት ኣረኪበን Desta Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው መመርመሪ ማሽን ኢኢጂ ዝተብሃለ ዘውድቕ ሕማም ንሆስፒታላት ኣረኪበን። እቲ ማሽን መመርመሪ ሕክምና ሓንጎል ብምዃን እውን ዘገልግል ኢዩ ተባሂሉ። ብቴክኖሎጂን ካሜራን ዝተሓገዘ ምርመራ ብምግባር ግቡእ ሕክምና ንምርካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣጀንዳ ናይ ምእካብ ዘተ ምዕራፍ እናምፀኦም ዝርከቡ ውፅኢታት እንታይ እዮም? Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሀገራዊ ምምኽካር ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማታትን ዝካየድ ምዕራፋት ምምኽኻር ኣጀንዳ ምትእኽኻብ ክሰርሕ ከምዝፀንሐ ዝዝከር እዩ። ኣብዚ መስርሕ እዚ ቀንዲ ዕላማ እቲ ኮሚሽን ካብ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ኣጀንዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክንሰርሕ ኢና – ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቼይ ሃይን ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፤…
ስፓርት ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ኣብ መንጎ ተስፋ ዝተነበረለን ሰለስተ ኣትሌታት 2024 ተኻቲታ Desta Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ኣብ መንጎ ተስፋ ዝተነበረለን ሰለስተ ኣትሌታት 2024 ተኻቲታ። ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ኣትሌቲክስ ዓለም ዝበለፃ ትሕቲ 20 ዓመት ወት ተስፋ ዝተነበረለን ኣትሌታት በዝብል ፌዴሬሸን ኣትሌቲክስ ዓለም ብዝብል ኣፋሊጡ። ብመሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰርን ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢን ኢትዮጵያ ዘርኢ መካነ-ርእይ ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዘርባጃን ባኩ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ኮፕ29 ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ኣሰርን ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢን እናሰርሐቶ ትርከብ ስራሕ ዘርኢ መካነ-ርእይ (ፓቪሊየን) ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ተመሪቑ ተኸፊቱ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ህንፀት ትካላት ቀንዲ ዓውዲ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ኢዩ፥ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Desta Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሚኒስትር ተፀዋዕቲ ዝኾኑ ኣፈፃሚ ኣካላት ገምጋም ኣፈፃም መደባት ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2017 ዓ.ም ሎሚ ምግምጋም ከምዝተጀመረ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ኣብ ማዕቐፋት ህንፀት ትካላት ብዝተሰርሐ ሪፎርም ብዙሓት ሃፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2 ሺሕ ኪሎ ዋት ዘፈልፍል ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ሊበን ወረዳ ቆልማዮ 2 ሺሕ ኪሎ ዋት ዘፈልፍል ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ተመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)፣ ዋና መካየዲ ስራሕ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሽፈራው…