ኣብ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዋና ተፀዋዒ ሚኒስትር መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ
“እንዃዕ ንጎይታና፣መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ በዓል ትንሳኤ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና፡፡
በዓል ትንሳኤ ናይ ተስፋ ብርሃን፣ ምስጋርን፣ ፍቕሪ፣ ምትሕስሳብ፣ ሕብረትን ሓድነትን ይኹነልና!!
ርሑስ በዓል !!”