ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ብድምቀት ንክኽበር ቅድመ ምድላው ብምዝዛም ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ሓይሊ ፀፅታ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) 25 መስከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ብድምቀትን ብሰላምን ንክኽበር ቅድመ ምድላው ብምዝዛም ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ሓይሊ ፀፅታ ኣፍሊጡ።
ኣካላት ፀፅታ ዝገብርዎም ተግባራት ኣብ ዝተዳለወ ትልሚ ይካየድ ኣሎ።…