ኩሉ ዓይነት ፀገም ተፃዊሮም ኣብ ህንፀት ወለዶ ንዘለው መምህራን ልዑል ናእዳ ኣለኒ -ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ መቐለ ሎሚ ዓመት ንመበል 30 ግዜ ብዝተፈላለዩ ዓውዲ ትምህርቲ ከምህሮም ዝፀንሐ 2 ሺሕን 811 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
ሎሚ መዓልቲ ዩንቨርስቲ መቐለ ኣብ ዘሳለጦ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ…