መገዲ ኣየር ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ውሽጢ 1 ወርሒ ናብ ስራ ንምእታው ምድላው ተዛዚሙ – ኣይተ መስፍን ጣሰው
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ናብ ስራ ከምዝኣቱ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ገሊፀም፡፡
ኣይተ መስፍን ጣሰው ከምዝገለፁዎ፤ እቲ መገዲ ኣየር ብራኢ ክበፅሖ ኣብ ዝሃቀኖ ደረጃ…