ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ዝተገበረ ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ጎድና ጎድኒ ኢዩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በዓል ኢሬቻ ንምስታፍ ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ኣባላት ዲያስፖራ ኣቀባብላ ይግበር ኣሎ Desta Sep 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ኣብ በዓል ኢሬቻ ንምስታፍ ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ኣባላት ዲያስፖራ ኣቀባብላ ይገበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ “ኢሬቻ ንህዳሴ ባህልና” ብዝብል መሪሕ ቃል 25 መስከረም 2017 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆራ ፊንፊኔ፣ 26 መስከረም 2017 ድማ…
ስፓርት ማንቼስተር ሲቲን ኒውካስል ዩናይትድን ማዕረ ተፈላሊየን Desta Sep 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል ሻድሻይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲን ኒውካስል ዩናይትድን ማዕረ ተፈላሊየን። እቲ ፀወታ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ዝተኻየደ አንትኸውን፥ ዮስኮ ጋቫርዲዮል ብዘቑፀራ ሸቶ ማንቼስተር ሲቲ ነቲ ፀወታ መሪሓ ነይራ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ብምኽኒያት ልምዓት ንዝተልዓሉ ነበርቲ ተባሂሎም ኣብ ዝተሃነፁ ኣባይቲ ዑደት ኣካይደን Desta Sep 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ብምኽኒያት ልምዓት ንዝተልዓሉ ነበርቲ ተባሂሎም ኣብ ዝተሃነፁ ኣባይቲ ዑደት ኣካይደን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቶም ኣባይቲ ማይ፣ መብራህቲ ወዘተ ዝተሃነፅሉ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ንመራሒ ሂዝቦላህ ሓሰን ነስራላህ ከምዝቐተለቶ ኣፍሊጣ Desta Sep 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ሊባኖስ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ዕጡቓት ሂዝቦላህ ወታሃደራዊ ስጉምቲ እትወስድ ዘላ እስራኤል ንመራሒ ሂዝቦላህ ሓሰን ነስራላህ ከምዝቐተለቶ ኣፍሊጣ። ሓይሊ ምክልኻል እስራኤል ከምዝበሎ፥ ሓሰን ነስራላህ ኣብ ቤይሩት ምሸት ዓርቢ ብዝተፈፀመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶብ ተሻገርቲ ፍልሰት ዜጋታት ዝጠመተ ቀጣናዊ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ክሳለጥ ኢዩ Desta Sep 28, 2024 0 አዲስ አበባ፣ መስከረም 18፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶብ ተሻገርቲ ፍልሰት ዜጋታት ዝጠመተ ቀጣናዊ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ኢጋድ ኣፍሊጡ። እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ካብ 22 ክሳብ 23 መስከረም 2017 ዓ.ም አ ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ብዛዕባ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድሓኒት ዝተላመዱ ታህዋሲያን ዘስዕብዎ ጉድኣት ንምቕናስ ምትሕብባር ከምዘድሊ ተገሊፁ Desta Sep 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መድሓኒት ዝተላመዱ ታህዋሲያን ዘስዕብዎ ጉድኣት ንምቕናስ ምትሕብባር ከምዘድሊ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። ዶ/ር መቅደስ ኣብ መድሓኒት ዝተላመዱ ታህዋሲያን ጠመተ ብምግባር ንምዝታይ ኣብ ዝተዳለወ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ሓደ መዓልቲ 150 ሺሕ ኩንታል ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ ብሄራዊ ፋብሪካ ስሚንቶ ለሚ መሪቖም Desta Sep 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ሓደ መዓልቲ 150 ሺሕ ኩንታል ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ ብሄራዊ ፋብሪካ ስሚንቶ ለሚ ብምምራቕ ስራሕ ኣጀሚርና ክብሉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…
ቴክኖሎጂ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዓቕሚ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዝተላበሱ ካሜራታት ድሕንነት ንክልል ሶማሌ ኣበርኪቱ Desta Sep 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዓቕሚ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዝተላበሱ ካሜራታት ድሕንነት ንክልል ሶማሌ ኣበርኪቱ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)፥ፕሮጀክት ስማርት ሲቲ ብምቕራፅ ከተማታት ንነበርተንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሕንሕ ኣፅዋር ኲናት፣ ዘይፍትሓውነት፣ ክሌማዊ ለውጢ ጠመተ ዝደሊዩ ኢዮም – ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ Desta Sep 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕንሕ ኣፅዋር ኲናት፣ ዘይፍትሓውነት፣ ክሌማዊ ለውጢን ዘላቒ ሸቶታት ልምዓትን ጠመተ ዝደሊዩ ኢዮም ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። እዚኦም ንምዕዋት ዘጋጠሙ ሕልኽላኻት ጠመተ ውሕመን ኣባል ሃገራትን…