ከም ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዝበሉ ታሪኻዊ ምልክታት ዓለም ለኸ ምስሊ ሃገርን ንምዕባይ ግደኦም ዕዙዝ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዝበሉ ታሪኻዊ ምልክታት ዓለም ለኸ ምስሊ ሃገርን ኣብ ምዕባይ ዕዙዝ ግደ ከምዝፃቱ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣገንዝቡ፡፡
ዝተሓደሰ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ፣ ባሃላዊ ሓድጊን ንዕቤት ኢኮኖሚ ኣስትዋፅኦ ብምግባር ቅድሚት…