Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ምስ ኤጀንሲ ልምዓት ፈረንሳይ ስምምዕነት ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ተፈራሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኤጀንሲ ልምዓት ፈረንሳይን ኤክስፐርታይዝ ፍራንስን  ስምምዕነት ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ተፈራሪማ፡፡ ብቑዓት ሰብሙያ ብምፍራ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሞያ ክዋፈሩ ንምግባርን ሰብኣዊ ልምዓት ንምጥንኻርን ዝዓለመ ስምምዕነት ከምዝኾነ…

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም ዝተፈላለዩ ሰብ ሞያ የመርቕ ኣሎ፡፡ እቲ ሓይሊ ኣየር "ዝተኸበረት ሃገር ዘይድፈር ሓይሊ ኣየር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 89 በዓል መዓልቲ ምስረታኡ እናኽበረ ይርከብ። እቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር ኣብረርቲ፣…

ኣብ ትራንስፖርት ባቡር ኣዲስ ኣበባ ምምሕያሽ ታሪፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ቀላል ባቡር ኣዲስ ኣበባ መመሓየሺ ታሪፍ ከምዝተገበረ ቢሮ ትራንስፖርት እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡ ብመሰረት እዚ ካብ 1 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብታ ከተማ ተግባራዊ ዝግበር ታሪፍ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ቀላል ባቡር ሕዚ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኒውዮርክ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ናብ ሸውዓተ አዕቢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኒውዮርክ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ካብ ኣርባዕተ ናብ ሸውዓተ ከምዘዕበየ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ካብ 22 ሕዳር 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኒውዮርክ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ ዝገብሮ ዝነበረ…

ፓርቲና ብልፅግና ብሪፎርም ዝተመዝገቡ ዓወታት ናብ ዝላ ንምስግጋር እናተሰናደአ ይርከብ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 20፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲና ብልፅግና ብሪፎርም ዝተመዝገቡ ዓወታት ናብ ዝላ ንምስግጋር እናተሰናደአ ይርከብ ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፀም።…

ፍሪያታት ኢትዮጵያ ኣብ ኤግዚብሽን ዓለም ለኸ ሰንሰለት ቀረብ ቻይና ይፋለጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያታት ኢትዮጵያ ኣብ ቤጂንግ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኤግዚብሽን ዓለም ለኸ ሰንሰለት ቀረብ ቻይና  ይፋለጡ ኣለዉ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ናይ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ ፍሪያታት፣ ኣምፃእቲን ለኣኽቲን፣ ኣቕረብቲ ይሳተፉ ኣለዉ።…

ኤግዚብሽንን ሲምፖዚዬምን ሞቢሊቲ ኢትዮ-ግሪን ዓቕሚ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ዘንፀባረቑ ኢዮም-ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤግዚብሽንን ሲምፖዚዬምን ሞቢሊቲ ኢትዮ-ግሪን ዓቕሚ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ዘንፀባረቑ ኢዮም ክብሉ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝሐሻለፉ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንኣይተ መሓመድ እድሪስ ሚኒስትር ሰላም ንክኾኑ ሸይመሙዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንኣይተ መሓመድ እድሪስ ሚኒስትር ሰላም ንክኾኑ ሸይመሙዎም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒሰትር፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ 18 ሕዳር 2017 ዓ.ም ጀሚሮም ኣይተ መሓመድ እድሪስ…

ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣኽሱም ዝኸዱ ኣጋይሽ ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ኣኽሱም ንምስታፍ ብኹሉ ኣንፈት ናብታ ከተማ ዝውሕዙ ዘለዉ ኣጋይሽ ስነ-ስርዓት ምሕፃብ እግሪ ይግበረሎም ኣሎ። ኣብቲ ብዝለዓለ ድምቀት ሎሚ መዓልቲ ዝኽበር ዘሎ ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምስታፍ ናብታ ከተማ…

ኣብ ፀጋታትን ብድሆታትን ኣከባብራ ንግሲ በዓል ሕዳር ፅዮንን ሕውየት መስሕብ ቦታታትን ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣኽሱም ኣብ ፀጋታትን ብድሆታትን ኣከባብራ ንግሲ በዓል ሕዳር ፅዮንን ሕውየት መስሕብ ቦታታትን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ብምትሕብባር ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም፣ ቤት ፅሕፈት ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ከተማ…