ጉድኣት ኣብ ዘጋጠሞም ከባቢታት ዝርከቡ ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ዝድግፍ ፕሮጀክት ናበ ስራሕ ንምእታው ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ሓደጋታት ጉድኣት ኣብ ዘጋጠሞም ከባቢታት ዝርከቡ ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ዝድግፍ ፕሮጀክት ናበ ስራሕ ንምእታው ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ።
ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ…