ስፓርት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ ቦክሲንግ ደይ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ክተካይድ ኢያ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 18 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቦክሲንግ ደይ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ብመሰረት እቲ መርሃ-ግብሪ ምሸት ሰዓት 4፡30 ብራይተን ምስ ብሬንትፎርድ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ ምሸት 5፡15 ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘለዉዎ ብምዃን ሓይሊ ንምግዛእ ዘኽእል ስማርት ቆፃሪ እናተገጠመ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተጠቀምቲ ቅድመ ክፍሊት ዓማዊል ኣብ ዘለዉዎ ብምዃንሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምግዛእ ዘኽእሎም ነባር ቆፀርቲ ብኤስ ቲ ኤስ ስማርት ሜትር እናቐየረ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ክሳብ ሕዚ ኣብ ኮንዶሚኒየም ባልደራስን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣድላዪ ምድላው እናገበረ ከምዝኾነ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዘይዝኾነ ፀገም ፀፅታ ንኽዛዘም ኣድላዪ ምድላው ከምዝተጀመረ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ፡፡ ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌደራል ም/ኮሚሽነር ጄነራል መላኩ ፋንታ ከምዝበሉዎ÷ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየዱ ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ግድብ ህዳሴ ዝፈልፈለ ሓይሊ ብግቡእ እናተኸፋፈለ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ መከፋፈሊ ጣቢያ በዓል 500 ኪሎ ቮልት ሆለታ ካብ ግድብ ህዳሴ ዝፈልፈለ ሓይሊ ብግቡእ እናከፋፈለ ምዃኑ ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ እቲ ጣቢያ ኣይተ ጥላሁን ኣዘዘው ከምዝገለፁዎ÷ እቲ መከፋፈሊ ጣቢያ ሕድሕዶም 750 ሜጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ህንፀት ስርዓት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ተቐራሪብካ ናይ ምስራሕን ምዝርራብን ባህሊ ዘምፀአ ኢዩ-ተስፋዬ በልጅጌ(ዶ/ር) Desta Dec 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከይዲ ህንፀት ስርዓት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ተቐራሪብካ ናይ ምስራሕን ምዝርራብን ባህሊ ዘምፀአ ኢዩ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ተስፋዬ በልጅጌ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ለውጢ ዓመታት ስሉጥ ምዕባለ የመዝግብ ኣሎ-ኣይተ ኣወል ኣርባ Desta Dec 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ለውጢ ዓመታት ስሉጥ ምዕባለ የመዝግብ ኣሎ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ዓፋርን ኣይተ ኣወል ኣርባ ገሊፆም። እቲ ስሉጥ ምዕባለ ኢኮኖሚ ቀፃልነት ንምርግጋፅን ንግዲ ሰደድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ዕዳ ተይኮነስ ሃፍቲ ንክውርስ ብመሰረት ዝኣተዎ ቃል ብተግባር የረጋግፅ ኣሎ-ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር) Desta Dec 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዕዳ ተይኮነስ ሃፍቲ ክነውርስ ኢና ኢሉ ብመሰረት ዝኣተዎ ቃል ብተግባር የረጋግፅ ኣሎ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)÷ ፓርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝካየዱ መፅናዕትታትን ምርምራትን ፀገም ማሕበረሰብ ዝቐርፉ ክኾኑ ይግባእ-ዩንቨርስቲ ኣክሱም Desta Dec 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም መድረኽ ዘተ መበል ዓስራይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕቲ የካይድ ኣሎ። ምክትል ፕሬዚደንት ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም ኣብርሃም ነጋሽ(ዶ/ር) ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፥ ነፍስ ወከፍ እነካይዶም ምርምራትን መፅናዕትታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ምዕባለ ከተማታት ኣብ ግምት ዘእተወ ኢዩ-ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ Desta Dec 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ዝትግብሮ ዘሎ ልምዓት ኮሪደር ምዕባለ ከተማታት ኣብ ግምት ዘእተወ ኢዩ ክብሉ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም። ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ንዝሓለፉ ክልተ መዓልታት…
ቢዝነስ ዓቕሚ ምፍራይ መፍረይቲ ኢንዱስትሪታት 60 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ Desta Dec 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝረኣዩ ማሕልኻታት ብምስታሕ ዓቕሚ ምፍራየን 60 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ኢንዱስትሪን መላኩ ኣለበል ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓማውቲ በድሆታት እተን…