ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 89 በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 89 በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣመልኪቱ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ፎረም ሓይሊ ኣየር ኣፍሪካ እናተኻየደ ይርከብ። ኣብቲ ፎረም መራሕቲ ሓይሊ ኣየር ኣፍሪካን ዝተፈላለዩ ወታደራዊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ እስራኤልን ሂዝቦላህን ምትግባር ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤልን ሂዝቦላህን ትማሊ ብዝገሩዎ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ መሰረት ብምግባር ሎሚ መዓልቲ ምትግባር ከምዝተጀመረ ተሓቢሩ፡፡ ካቢኔ ፀፅታ እስራኤል ትማሊ ብዝገበሮ ዘተ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ከምዝወሰነ ይፍለጥ፡፡ ኲናት እስራኤልን…
ስፓርት ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ሊቨርፑል ምስ ሪያል ማድሪድ ዝገብረኦ ንሕንሕ ልዑል ትፀቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Nov 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቀፂሎም እንትካየዱ ሊቨርፑልን ሪያል ማድሪድን ኣብ ኣንፊልድ ዝገብረኦ ንሕንሕ ልዑል ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ሰርቢያዊት ጋንታ ሬድ ስታር ቤልግሬድ ምስ ጀርመናዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቴሌ ብር ልዕሊ 3 ነጥቢ 25 ትሪሊየን ብር ዝውውር ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Nov 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቴሌ ብር መተግበሪ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 3 ነጥቢ 25 ትሪሊየን ብር ዝውውር ከምዝተፈፀመ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ፈፃት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ከምዝበለኦ÷ ቴሌ ብር ኣብ ኢትዮጵያ ልውውጥ ዲጂታል ገንዘብ ኣብ ምቅልጣፍ ልዑል ግደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ገባሪ ሰናይ ሰባት ንሰባት 64 ሽሕ ዶላር ዝዋግኦም ናውቲ ሕክምና ንሆስፒታላት ኣበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ካብ ትካል ገባሪ ሰናይ “መንሽን ፎር መንሽን” (ሰባት ንሰባት) ብሓገዝ ዝረኸቦም 64 ሽሕ ዶላር ዝዋግኦም ናውቲ ሕክምና ንሆስፒታላት ከምዘረከበ ገሊፁ። እቶም ናውቲ ሕክምና÷ ሓደ ኤክስሬይ ማሽን ንሆስፒታል ለምለም ካርል ማይ ጨው፣…
ስፓርት ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብፕሬዚዳንትነት ንምምራሕ ዝወዳደሩ ሕፁያት ዕላዊ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ዓመታት ብፕሬዚዳንትነት ንምምራሕ ዝወዳደሩ ሓሙሽተ ናይ መወዳእታ ሕፁያት ዕላዊ ኮይኖም። ብመሰረት ካብ ክልል ትግራይ ኣትሌት ገ/እግዚአብሔር ገ/ማርያም፣ ካብ ክልል ኣምሓራ ኣይተ ያየህ ኣዲስ፣ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) እዚ ዘበን ኢትዮጵያ መሊሳ እትብርኸሉ ንክኸውን ብሓባር ንላዓል ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም Desta Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) እዚ ዘበን ኢትዮጵያ መሊሳ እትብርኸሉ ንክኸውን ብሓባር ንላዓል ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መበል ሓምሻይ ዓመት ምስረታ በዓል ፓርቲ ብልፅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከም ሃገር ኣብ ዓውዲ መሰረተ-ልምዓት ልዑል ዕቤት ተመዝጊቡ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማዕቐፍ ፕሮግራም ምስፍሕፋሕ መሰረተ ልምዓት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ርኡይ ዕቤት ከምዘመዝገበት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም፡፡ “ንኣፍሪካ ዘላቒ ዕቤት ዝኾውን ጥንኩርን ንኹሉ ዘሳትፍን መሰረተ-ልምዓት ምህናፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንበጀት ዓመት 2017 መንግስቲ ፌዴራል ተወሳኺ 582 ቢሊየን ብር ኣፅደዲቑ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ስሩዕ ኣኸኼባ ዝቐረበሉ ናይ 2017 በጀት ዓመት መንግስቲ ፌዴራል ተወሳኺ 582 ቢሊየን ብር በጀት ኣፅዲቑ፡፡ እቲ ረቂቕ ተወሳኺ በጀት ኣብቲ ባይቶ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ ቤልጂጌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ሜዳሊያ ፕሬዚዳንታዊ ትሕብብር ተበርኪቱሎም Desta Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ንኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ሜዳሊያ ፕሬዚዳንታዊ ትሕብብር ኣበርኪተሙሎም። ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ርክብ ፖሊስ ንፖሊስ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምጥንኻርን ዶብ ዘለል…