ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መግለፂ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2024 0 እንኳዕ ን2017 በዓል መለወጢ ዘበን በዓል እንቁጣጣሽ ኣብፀሐኩም ዘበን ዕድል ኢዩ፡፡ ንዘበን ምጥቃም ግን ውፅኢት ስራሕ ኢዩ፡፡ ዘበን ፈጣሪ ንኹልና ብማዕረ ሂቡና ኢዩ፡፡ ኣፈላላይ ዝፍጠር ብዘበን ብምስራሕን ብዘይምስራሕን ኢዩ፡፡ ኣብ ታሪኽና እንኾርዐሎም ምዕራፋት ኣለዉ፡፡ ኣብ ውሽጢ ህይወትና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ልዑል ውፅኢት ዘመዝገበ ተማሃራይ… Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ተምሃራይ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ዝኾነ ዮናስ ንጉሰ ኣብ ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ 675 ብምምፃእ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ልዑል ውፅኢት ኣመዝጊቡ፡፡ ብተመሳሳሊ ተማሪት ሄለን በርሀ ካብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ህዝቢ ንፅባሕ ሎሚ ዝሃነፀሉ ሓበራዊ ውፅኢት ኢዩ – ክፍሌ ሆሮ (ኢ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያውያን ኣብ ውሽጢ ፅዕንቶ ኮይኖም ንፅባሕ ሎሚ ዝሃነፀሉ ሓበራዊ ውፅኢት ኢዩ ክብሉ መካዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት ክፍሌ ሆሮ (ኢ/ር) ገሊፆም። እቲ ፕሮጀክት ፈተናታት ሓሊፉ ኣብ ምዝዛም ምዕራፍ ከምዝበፅሐ ዝገፁ ክፍሌ…
Uncategorized እዚ ምብራቕ ዝኾነ ይኹን ልኡኽቶ ክዋፃእ ኣብ ዘኽእል ብርኪ ምድላው ይርከብ – ሌ/ጀ መሃመድ ተሰማ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 206 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምብራቕ ዝኾነ ይኹን ልኡኽቶ ክዋፃእ ኣብ ዘኽእል ብርኪ ምድላው ይርከብ ኣዛዚ እቲ እዚ ሌተናል ጀነራል መሓመድ ተሰማ ገሊፆም። ሌ/ጀ መሓመድ ተሰማ ከምዝበሉዎ÷ እዚ ምብራቕ ከበድቲ ሃገራዊ ወፍሪታት ብዘተኣማምን መልክዑ ክዋፃእ ዝኽእለሉ ወታደራዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብገበን ክሳብ ሞት ፍርዲ ተወሲኑዎም ዝነበሩ 178 ኣባላት ሰራዊት ይቅርታ ተገይሩሎም Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 206 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ክሳብ ሞት ፍርዲ ተወሲኑዎም ንዝነበሩ 178 ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ብሓዱሽ ዓመት ይቅርታ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ምክልኻ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እዛ ሃገር ምስ ዝነበረ ጎንፂ ተተሓሒዙ ሓደ ሓደ ኣባላት ሰራዊት ዝተውሃቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ምሓዙ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ብምዃን ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ሃገር ዝኣተወ ኣቕሓ ከምዝሓዘ ኢዩ ገሊፁ ዘሎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ንኣሽከርከርቲን ተጓዓዝቲን መንእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ተርሚናላት ትራንስፖርት ብምርካብ ንኣሽከርከርቲን ተጓዓዝቲን መንእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ተርሚናላት ትራንስፖርት ህዝቢ ላምበረትን ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ማእዲ ኣካፊለን Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ን150 ዓይነ ስውራን ወገናት መኣዲ ኣካፊለን፡፡ እተን ቀዳማዊት እመቤት በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር፤ በርጠሚዎስ ክርስቲያናዊ ማሕበር ሓገዝ ንዝገብረሎም 150 ዓይነ ስውራን ወገናት መኣዲ ዘካፈላ፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ፅባሕ ትውልዲ ኣዚያ ዝሐሸት ኢትዮጵያ ከምዘረክብ ርግፀኛታት ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2024 0 "ትማሊ ሓሊፉ ኢዩ። ሎሚ እውን እናተዛዘመ ይርከብ። ፅባሕ ግን ጋና ኣይተነኽአን። ንፅባሕ ንምቃም ድማ ሎሚ ክንሰርሕ ኣለና። ግድብ ህዳሰ፤ ፕሮጀክታት ህንፀት ገበታ ንሃገርን ንትውልዲን፤ መገዲታትን ግድባትን፤ ስራሕቲ ህንፀት ትካላት፤ ሓምለዋይ ኣሰርን ጎስጓሽ ኢትዮጵያ ተፍሪን፤ ልምዓት ኮሪደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ትግሃት ንፅባሕ ትርፊ ኢዩ! – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ 5 ጳጉሜን - መዓልቲ ፅባሕን ድሮ ሓዱሽ ዓመትን ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ መልእኽቱ÷ “መላእ ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ንመዓልቲ ፅባሕን ድሮ ሓዱሽ ዓመትን ብሰላም…