Fana: At a Speed of Life!

ዩክሬን ንስትራቴጂካዊ ድልድል ሩሲያ አዕንያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ናብ ሩሲያ ግዝኣት ኩርስክ ትገብሮ ገስጋስ ብምሕያል ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ካልኣይ ስትራቴጂካዊ ድልድል ከምዘዕነወት ኣፍሊጣ፡፡ ወታደራት ዩክሬን ኣብ ዝቫኖ ሩባ ሴይም ኣብ ዝርከብ ድልድል መጥቃዕቲ አንትፍፅሙ ዘርኢ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ዕላዊ…

ኣብ ኣኽሱም ዓይኒ ዋሪ 2016 ዓ/ም ንምኽባር ንዝኸዱ ኣጋይሽ ኣቀባብላ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣኽሱም ሎሚ ዘበን ዝኽበር በዓል ዓይኒ ዋሪ ንምኽባር ንዝኸዱ ኣጋይሽ ኣቀባብላ ይግበር ከምዘሎ ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ኣፅብሃ ገብረእግዚኣብሄር ገሊፆም። እቶም ሓላፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…

ጴጥሮስ ማስረሻ ተዓዋቲ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 17 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ምስ ዝነኣዱ ተወዳደርቲ ሓቢረሙኹም ዝፀንሑ ተወዳደርቲ ፋና ላምሮት ሎሚ ኣብ ዝተሳለጠ  ምዕራፍ 17 መዛዘሚኡ ረኺቡ። ብመሰረት እዚ ጴጥሮስ ማስረሻ ተዓዋቲ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 17 ኮይኑ። ናብቲ ውድድር ዝቐረቡ…

ኣብ ፕሪሚየር  ሊግ እንግሊዝ  ሊቨርፑል ኣብ ልዕሊ ኢፕስዊች ታውን  2 ን 0 ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ  ሊቨርፑል ኣብ ልዕሊ ኢፕስዊች ታውን 2 ን 0 ተዓዊቱ። ሊቨርፑል ዲያጎ ዦታን ሞሃመድ ሳላህን ንሕድሕዶም ብዘቑፀሩወን ሸቶታት ኢዩ ተዓዊቱ። ሰዓት 11 ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪ እቲ ፕሪሚየር ሊግ፥…

1 ሺሕን 163 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 163 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ፀገም ነይሮም ካብ ዝተመለሱ ኢትዮጵያዊያን  እተን 200 ደቂ ኣኒስቲዮ እንትኾና፥ እቶም 16 ድማ ሒንጠያት ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ነቶም ተመለስቲ ዜጋታት ኣብ መዕርፎ…

ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ “ኣይሻ ኣንድ” 300 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ዘኽአል ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ “ኣይሻ ኣንድ” ብ620 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ 300 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ዘኽአል ስምምዕነት ተኸቲሙ። ኣብቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴን ኣቦ መንበር ፓወር ኣሚአ ሁሴን ኣል ኖዋይስን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኤሚሬተስ ዓረብ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኤሚሬተስ ዓረብ ሼክ ሻቡት ናህያን ኣል ናህያን ዘቲዮም። ክልቲአን ሃገራት ኣብ ክልቲኣዊን ዞባዊን ዛዕባታት ምዝታዮም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ዩክሬን ኣብ ግዝኣት ኩርስክ ከምዝተዓወተት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራት ዩክሬን ኣብ ግዝኣት ኩርስክ ዝረኸብዎ ዓወት የጠናኽሩ ከምዘለዉ ኣዛዚ ሓይሊታት ሰራዊት እታ ሃገር ኦሌክሳንድር ሲርስኪ ገሊፆም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዩክሬን ብግድኡ፥ ኪየቭ ካብ 6 ነሓሰ 2024 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብቲ ከባቢ 1 ሺሕን 150…

ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ቀፃሊ ኣንፈት ምዕባለ ከተማታት እታ ኣህጉር ዝቕመጠሉ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ቀፃሊ ኣንፈት ምዕባለ ከተማታት እታ ኣህጉር ዝቕመጠሉ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። ካብ 29 ነሓሰ ክሳብ 1 ጳጉመን 2016 ዓ.ም “ዘላቒ ምጣነ ክታመ ንኣጀንዳ ትራንስፎርሜሽን ኣፍሪካ…

ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍርካ ዋና ቤት ዕይኡ ኣብ ኢትዮጵያ ከፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍርካ ዋና ቤት ዕዩኡ ኣብ ፓርክ ሓድነት ሎሚ ኣመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሩ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምርቓት ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ፣ ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ኢያሱ ወሰንን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን…