Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ዝተሳተፈትሉ መበል 16 ጉባኤ ብሪክስ ብዕፁው ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 ጉበኣ ብሪክስ እናተጠናኸረ ኣብ ዘሎ በዓል ብዙሕ ወገን ርክብ ንሚዛናዊ ልምዓትን ድሕንነትን ዓለም ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዕፁው ከምዝተኻደ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)…

ፖሊስ መበል 25 ዙር ሓደሽቲ ምልምል ሓይሊ ምስልጣን ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ንመበል 25 ዙር ሓደሽቲ ምልምል ሓይሊ ምስልጣን ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ፡፡ እቶም ሰልጠንቲ ካብ መላእ ክልላት ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ከምዝኾኑ ሓበሬታ ፖሊስ ፌደራል ኣመልኪቱ፡፡ ዓቕሚ ምፍፃምን ተበፃሕነትን  ፖሊስ ፌደራል…

መበል 16 ጉባኤ ብሪክስ ኣብ ሩሲያ ካዛን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 ጉባኤ ብሪክስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ሩሲያ ከተማ ካዛን ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ጉበኤ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ እናተሳተፈ ይርከብ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ናይ…

ፓርቹጋል ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብሓባር ክትሰርሕ ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምትሕብባርን ፓርቹጋል ኑኖ ሳምፓዮ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፖርቹጋልን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዘሎ ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ምስግጋር ኣብ ዝከኣለሉ…

ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ልዕሊ 271 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 271 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ፈፃሚት ፐብሊክ ዲፕሎማሲን ስራሕ ርክብ ህዝቢን…

ኣብ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ባርሴሎናን ባየርን ሙኒክን ዝገብረኦ ግጥም ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅሉ ጋንታታት ባርሴሎናን ባየርን ሙኒክ ዝገብረኦ ግጥም ትፅቢት ይገበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 1፡45 ኣብ ከተማ ቤርጋሞ ጣሊያናዊት ጋንታ ኣታላንታ ምስ ስኮትላንዳዊት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሰሙን 3 መዓልቲ ናብ ሞንሮቪያ ንምብራር እንደተሰናደአ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 21 ሕዳር 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሰሙን 3 መዓልቲ ናብ ላይቤሪያ ሞንሮቪያ ኣገልግሎት በረራ መገደኛታት ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ናብ ሞንሮቪያ ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ ምብራሩ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪካ ዘለዎ…

ዳያስፖራ ሪፎርም ኢኮኖሚ ኣብ ዝፈጠሮም ዕድላት ንክርባሕ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ሪፎርም ኢኮኖሚ ኣብ ዝፈጠሮም ዕድላት ንክርባሕ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምሕረቱ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣይተ ማሞ ምህረቱ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተሰናድአን፤ ምሁራን፣ ሰብ ሃፍቲን ፍሉጣት ሰባትን ኣብ…

ዘይስሩዕ ዝናብን ወራር ባልዓትን ቀንዲ ፈተናታት መፍረያይነት ሕርሻ ትግራይ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይስሩዕ ዝናብ፣ ወራር ባልዓትን ሕማማትን ቀንዲ ፈተናታት መፍረያይነት ሕርሻ 2016/17 ዓ.ም ምኳኖም ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ…

ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኢንቨስትመንት ቱሪዝም ንኽዋፈሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኢንቨስትመንት ቱሪዝምን ካልኦት ኣማራፂታት ቢዝነስን  ንኽዋፈሩ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዳባ ደበሌ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ብኣሰናዳእነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን መስሕባት ቱሪስት ኢትዮጵያ ዘፋልጥ መድረኽ…