ኢትዮጵያውያን ንዘበናት ሓሊዮም ዘፅንሕዎ ከብሪ ሓድነት ብምጉልባት ንሰላም ክሰርሑ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ንዘበናት ሓሊዮም ዘፅንሕዎ ከብሪ ሓድነት ብምጉልባት ንሰላም ክሰርሑ ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም።
እቶም ኣቦታት ሃይማኖት መዓልቲ ህብር ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ዋና ኣካያዲ ስራሕ ላዕለዋይ ቤተ ክህነትን…