ውድብ ጥዕና ዓለም ግልጋሎት መጥባሕቲ ንዝጀመራ 13 ትካላት ጥዕና ትግራይ ዝኸውን ናውቲታት ሕክምና ብሓገዝ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ልዕሊ ሸሞንተ ሚልየን ብር ዝዋግኦም ናውቲታት ሕክምና ኣልትራ ሳውንድን ፕሪንተርን ምስ ምሉእ ኣድለይቲ ናውቶም ንቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብሓገዝ ሎሚ ኣበርኪቱ።
ኣብቲ ቢሮ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ርኽክብ…