እዚ ምብራቕ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምብራቕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ናይ 5 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ።
“ናይ ምብራቕ ዋግዋጎ ናይ ኢትዮጵያ ወተሃደራት ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እዚ ምብራኽ መበል 47…