ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስታርትኣፓት ንምትእንጋድ ዘኽእል ጥጡሕ ሃዋህው ንምህናፅ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስታርትኣፓት ንምትእንጋድ ዘኽእል ጥጡሕ ሃዋህው ንምህናፅ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ስነ ምህዳር ስታርትኣፕ ምቹው ንምግባር እናተሰናደአ ኣብ ዝርከብ ረቂቕ ኣዋጅ ዝርዝር ትሕዝቶ ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መቐለ ኣብ 35 ሽሕ ካሬ መሬት ዝዓርፍ ፕሮጀክት ሓምለዋይ ልምዓት ንምጅማር ዘኽእል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣብ 35 ሽሕ ካሬ መሬት ዝዓርፍ ፕሮጀክት ሓምለዋይ ልምዓት ንምጅማር ምስ ማሕበረሰብ ከተማ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። ምክትል ከንቲባ ከተማ መቐለ ኣይተ ኤልያስ ካሕሳይ፥ እቲ ኣብ ከባቢ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ዮሃንስ…
ቢዝነስ ዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ ናብ ሃገራት ኣውሮፓ ኣብ ወርሒ ሓምለ ምልኣኽ ተጀሚሩ- ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል Desta Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ ናብ ሃገራት ኣውሮፓኣብ ወርሒ ሓምለ ምልኣኽ ከምዝተጀመረ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ኣፈፃፅማ ትልሚ ምውፋር ስራሕ ሃገራት ወፃኢ…
ስፓርት ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ እትሳተፈሉ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ 1500 ሜትሮ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ Desta Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ፓሪሱ ኦሊምፒክ ውድድር ፈርቂ ፍፃመ 1500 ሜትሮ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ። እቲ ውድድር ሎሚ ምሸት ሰዓት 2፡35 ዝካየድ እንትኸውን፥ ኢትዮጵያ ኣቲ ርሕቐት ብሰለስተ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌታት ተወኪላ ኣላ። ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክሽየጥ ዝረኸቦ ልዕሊ 2100 ሊትሮ ነዳዲ ኣብ ቁፅፅር ኣውዒሉ Desta Aug 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክሽየጥ ዝረኸቦ ልዕሊ 2 ሺሕን 160 ሊትሮ ዘይሕጋዊ ነዳዲ ዝመልአ 72 ጀረካን ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ከምዘውዓለ ገሊፁ። እቲ ዘይሕጋዊ ነዳዲ ብመሰረት ካብ ሕብረተሰብ ዝተረኸበ ሓበሬታ ከምዝተትሓዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዋጋ ሓደ ዶላር ብማእኸላይ 107 ነጥቢ 9 ብር ከምዝሸጠ ኣፍሊጡ Desta Aug 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዋጋ ሓደ ዶላር ብማእኸላይ 107 ነጥቢ 9 ብር ከምዝሸጠ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ሎሚ ናይ ዘሳለጦ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብፍሉይ ጨረታ ሸርፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዞባ ጎፋ ክሳብ ሐዚ 210 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝተገበረ ተገሊፁ Desta Aug 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ስዒቡ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ክሳብ ሐዚ 210 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ካብ መንጎ እቲ ዝተገበረ ደገፍ እቲ 92 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ብጥረ ገንዘብ…
ቢዝነስ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕ ዘይሕጋዊያን ነጋዶ ስጉምቲ ተወሲዱ Desta Aug 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተኻየደ ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ስዒቡ ዋጋ ብምውሳኽን ፍሪያት ኣብ ምሕባእን ተግባር ዝተረኸቡ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕ ዘይሕጋዊያን ነጋዶ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፃዕሪ ምክልኻል ግዕዚይና ልዕሊ 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ተመሊሱ Desta Aug 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ ባጀት ዓመት ብፃዕሪ ምክልኻል ግዕዚይና ልዕሊ 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ከምዝተመለሰ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ሃፍቲ ብመልክዕ መሬት፣ ጥረ ገንዘብ፣ ናውቲታትን ካልኦት መገዲታትን ክውሰድ…
ስፓርት ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ብውድድር ምፅራይ 1500 ሜትሮ ናብ ፈርቂ ፍፃመ ሓሊፋ Desta Aug 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ኣብ ካልኣይ ዙር ውድድር ምፅራይ 1500 ሜትሮ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፋ። ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር፥ ኣብ ምድብ ሓደ ቀዳመይቲ ብምዃን ኢያ ነቲ ርሕቐት ዛዚማቶ። ኣአትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ኣትሌት ድርቤ ወልተጂን ትማሊ ኣብ…