ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይጥዑይ ምንቅስቓስ ንግዲ ብገበን ከምዘሕትት ተገሊፁ Desta Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይጥዑይ ምንቅስቓሳት ንግዲ ብምምሕዳራዊን ገበንን ዘሕትቱ ግህሰታት ሕጊ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ትናሊ ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝገበርዎ መድረኽ ዘተ፥ ለውጢ ማክሮ ኢኮኖሚ ብቑንፁል ዘይኮነስ ብሙሉእነት…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ መበል ሓምሻይ መዕረፊ በረራ ወሲኹ Desta Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ መበል ሓምሻይ መዕረፊ በረራ ከምዝወሰኸ ኣፍሊጡ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሚኒስቴር ስቪል ኣቬዬሽን ህንዲን 30 ሓምለ 2024 ዓ.ም.ፈ ናብ ህንዲ ሃይደራባድ ሰለስተ በረራታት ንምውሳኽ ሓበራዊ ሰነድ ስምምዕነት ምኽታሞም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዞባ ጎፋ 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ Desta Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ብሰንኪ ዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ዝኸውን 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ሚኒስትር ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፥ ብሰንኪ እቲ ሓደጋ ብዝበፅሐ…
ስፓርት ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ልዑል ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ሎሚ ክካየድ ኢዩ Desta Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ፀወታታት ኦሊምፒክ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ልዑል ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ሎሚ ክካየድ ኢዩ። እቲ ውድድር ሰዓት 4 ፡ 20 ምሸት ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ፣ ሰለሞን ባረጋን ዮሚፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ሓደ ሰብ ህይወቱ ስኢኑ Desta Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ወረዳ 12 ከባቢ ቡልቡላ ማርያም ማዞሪያ ትማሊ ምሸት ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ሓደ ሰብ ህይወቱ ከምዝሰኣነን ካልኡት ክልተ ድማ ጉድኣት ከምዘጋጠሞምን ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ፥ ኣብ ሹቕ መለዋወጢ ኣቑሑ መካይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ደገፍ 50 ሚሊየን ብር ገይሩ Desta Aug 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበቴ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ደገፍ 50 ሚሊየን ብር ገይሩ። እቲ ክልል በቲ ሓደጋ ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖ ዓምዩቕ ሓዘን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ሳይንቲስታት ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ኣሳሊጦም Desta Aug 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሉሲ(ድንቅነሽ) ዝተረኸበትሉ መበል 50 ዓመት ክብረ በዓል ንምስታፍ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ዝመፅኡ ልዕሊ 200 ዓለም ለኸ ሳይንቲስታት ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ኣሳሊጦም። ሓድጊ ሉሲ ዝተረኸበሉ መበል 50 ዓመት ናይ ኢትዮጵያ መድረ…
ቢዝነስ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ተሳትፎ ሰብ ሃፍቲ ቻይና ከብ ዘብሉ ሪፎርምታት ከምዝተገበሩ ተሓቢሩ Desta Aug 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ተሳትፎ ሰብ ሃፍቲ ቻይና ከብ ዘብሉ ሪፎርምታት ከምዝተገበሩ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ፍስሃ ይታገሱ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ ዘሎ ዓመታዊ ፎረም ቢዝነስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለውጢ ማይክሮ ኢኮኖሚ ብቑንፁል ዘይኮነስ ብሙሉእነት ምርኣይ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Aug 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ማይክሮ ኢኮኖሚ ብቑንፁል ዘይኮነስ ብሙሉእነት ምርኣይ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጎሆ ብዛዕባ ለውጢ ማይክሮ ኢኮኖሚ ዝጠመተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ሃይማኖት ንምርግጋፅ ሰላም ዘለዎም ግደ ኣጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Desta Aug 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ሃይማኖት ንምርግጋፅ ሰላም ዘለዎም ግደ ኣጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፃውዒት ኣቕሪበን። ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ መበል 16 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤን መድረኽ ኣፍልጦን “ፅቡቕ ንዝገበሩልና ነመስግን፤…