ድሕንነት ቨርቹዋል መረዳእታ ምሕላው ሉእላውነት ሃገር ንምሕላው ንዝስራሕ ስራሕ ምሉእነት ክህልዎ ዝገብር ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነት ቨርቹዋል መረዳእታ ምሕላው ሉእላውነት ሃገር ንምሕላው ንዝስራሕ ስራሕ ምሉእነት ክህልዎ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ…