ኢትዮጵያን ጋቦንን ኣብ ምክልኻል ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ብሓባር ኣብ ምስራሕ ጠሚተን ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ዋና ፀሓፊ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ጋቦንን ኣቦ መንበር ኮሚቴ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሪካ ብ/ጄ ኢቲየን ማዳማ ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያን ጋቦንን ኣብ ምክልኻል ዶብ…