Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሴሚናር ኣብ ዕዉትነት ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ዘለዋ ተመክሮ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተሳለጠ ዓለም ለኸ ሴሚናር ኣብ ዕዉትነት ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ዘለዋ ተመክሮ ኣካፊላ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ ቤልጅጌ (ዶ/ር)፥ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝካየዱ…

በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀት ፅባሕ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነሓሰ 24 ዝኽበር በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊ፣ ሃይማኖታዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀትን ንምኽባር ዘኽእል ምድላዋትከምዝተወገነ ተገሊፁ። በዓል ኣሸንዳ/ማሪያ 16 ነሓሰ ኣብ መብዛሕቲአን ከተማታትን ገፀር ወረዳታትን ዝኽበር…

ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ግብረ ራዕዲታት ዝተረኸበ ውፅኢት ኣብ ሓደጋ ዘውድቑ ተግባራት ከምዘይትዕገስ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ግብረ ራዕዲታት ዝተረኸበ ውፅኢት ኣብ ሓደጋ ዘውድቑ ተግባራት ከምዘይትዕገስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዞባዊ እዋናዊ ጉዳይ ብዝምልከት ኣማሲዩ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኢትዮጵያ ኣፋላለያት…

ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሑ ማይ ሰሓብቲ ማይ ንምቕራብ ወሰንቲ መሳርሒታት ከምዝኾኑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሑ ሰሓብቲ ማይ (ፓምፕታት) ዝናብ ዝሓፅሮም ከባታት ማይ ንምምጣጥ ይኹን ንስራሕቲ ሕርሻ ወሰንቲ መሳርሒታት ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ኮትዲቯር ኣቢጃን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ዝበለፀ መገዲ ኣየር ዓውዲ ኢኮኖሚ ንሽልማት ሕፁይ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዝበለፀ መገዲ ኣየር ዓውዲ ኢኮኖሚ ሽልማት ሕፁይ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ዜጋታት በዚ ሊንክ https://www.worldtravelawards.com/vote-r3#votenow ብምእታው ንመገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክመርፁ እውን…

ቻይና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ጂኦ ሳይንስ ቻይና-ኣፍሪካ ክትከፍት ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ጂኦሎጂካል ኢትዮጵያ ኣይተ ኢጃራ ተስፋዬ ምስ ፕሬዚዳንት ጂኦሎጂካል ሰርቬይ ቻይና ሊ ጂንፋ (ዶ/ር) ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ዓውዲ ጂኦሎጂካል ሰርቬይ ብምትሕብባር ምስራሐ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ጠሚቶም…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ልዕሊ 28 ኣቢያተ ትምህርቲ ንዝተውፃእፅኡ ተምሃሮ ፍሉይ ስልጠና ብመሃብ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ መላእ ካፋላት ኢትዮጵያ ንዝተውፃእፅኡ ተምሃሮ ኣብ ዓውዲታት ትምህርቲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂ፣ ምህንድስናን ሒሳብን ፍሉይ ስልጠና ብመሃብ ኣመሪቑ። እቲ ስልጠና÷ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባኒያታት ቦይንግን ቲንክ ያንግን…

ጆሃን ሩፐርት ቁጽሪ ሓደ በዓል ሃፍቲ ኣፍሪካ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኣፈሪካዊ ጆሃን ሩፐርት መጠን ሃፍቶም ናብ 14 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ብምዕባይ ቀዳማይ ሃፍታም ኣፍሪካ ክኾኑ ከምዝኸኣሉ ተሓቢሩ። ወናኒ ትካል መፍረዪ ክባራት ሰዓታት ሲ ፋይናንሺየር ሪችሞንት ዝኾኑ ወዲ 74 ዓመት ሩፐርት÷ መጠን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንተወካሊ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሰናቢተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኢፌዲሪ ሳህለወርቅ እዋን ስረሖም ንዝዛዘሙ ተወካሊ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዱል ካማራን (ዶ/ር) ኣሰናቢተን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ÷ እቶም ተወካሊ ኣብ 7 ዓመታት ፃንሒቶም ንልምዓት ኢትዮጵያ ዘበርከቱዎ ልዑል ሓገዝ ምስጋና…

ክልል ኦሮሚያ ን3 ሺሕን 611 ተሃነፅቲ ይቕሬታ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ን3 ሺሕን 611 ተሃነፅቲ ይቕሬታ ከምዝተገበረ ቢሮ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ እቲ ቢሮ ጉዮ ዋሪዮ ኣብ ዝሃዎ መግለፂ÷ ብይቕሬታ ካብ ሞንጎ ዝተፈትሑ እተን 247 ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾና ተዛሪቦም፡፡…