ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ስልጤ ህንፀት ፕሮጀክት መስኖ ካሊድ ዲጆ ንምቕፃል ዘኽእል ዑደት ተገይሩ Desta Aug 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ዞባ ስልጤ ህንፀት ፕሮጀክት መስኖ ካሊድ ዲጆ ንምቕፃል ዘኽእል ዑደት ተገይሩ። ኣብቲ ዑደት፥ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)፣ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ሰልጤ ዓሊ ከድርን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራል ስራሕቲ ልምዓት ንምዕዛብ ናብ ክልል ሶማሌ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራል ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ንምዕዛብ ናብ ክልል ሶማሌ ኣቲዮም። እቶም ላዕለዎት ሓፍቲ÷ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወሰኽቲ ተርባይናት ግድብ ህዳሰ ናብ ስራሕ ምእታው ኢትዮጵያ ነዚ ዞባ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምትእስሳር እትገብሮ ፃዕሪ ዘርእይ ኢዩ ተባሂሉ Desta Aug 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ተወሰኽቲ ተርባይናት ግድብ ህዳሰ ናብ ስራሕ ምእታው ኢትዮጵያ ነዚ ዞባ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምትእስሳር እትገብሮ ፃዕሪ ዘርእይ ኢዩ ክብሉ ነበር ተደራዳሪ ግድብ ህዳሰን ተመራማሪ ሃፍቲ ማይን ፈቅ ኣሕመድ ነጋሽ ገሊፆም። ፈቅ ኣሕመድ ነጋሽ፥ ኩሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፕሮግራም ኤሌክትሪፊኬሽን ልዕሊ 10 ሚሊየን ዜጋታት ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብሄራዊ ፕሮግራም ኤሌክትሪፊኬሽን ልዕሊ 10 ሚሊየን ዜጋታት ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ''ብሄራዊ ኤሌክትሪፊኬሽንን" ን ''ኣዴል'' ን ናይ ዝተብሃሉ ፕሮግራማት ኣፈፃፅመኦም ይግምግም ኣሎ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣምባሳደር ዮሃንስ ኣብርሃም ሓላፊ ጉጅለ ፕሬዚዳንታዊ ስግግር ካማላ ሃሪስ ብምዃን ተመሪፆም Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓሌት ትውልዶም ካብ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣሜሪካዊ ኣምባሳደር ዮሃንስ ኣብርሃም ሓላፊ ጉጅለ ፕሬዚዳንታዊ ስግግር ካማላ ሃሪስ ብምዃን ከምዝተመረፁ ተሓቢሩ። ኣብ ዝቕፅል ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣሜሪካ ንዴሞክራት ብምውካል ዝነሓነሓን ካማላ ሃሪስ ዕለታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃፍቲና ብግቡእ ብዘይምፍላጥና ኣብ ንግዲ ወፃኢ ክንረኽቦ ዝግባእ ረብሓ ኣይረኸብናን – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘለዋ ዓሚቕ ሃፍቲ ብግቡእ ክነፋልጥ ብዘይምኽኣልና ኣብ ንግዲ ወፃኢ ክንረኽቦ ዝግባእ ረብሓ ኣይረኸብናን ክብሉ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም። ጎድና ጎድኒ "ናይ ኢትዮጵያ የዓድጉ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ትፅቢት እትግበረሎም ክልተ ውድድራት ፍፃመ ኣትሌቲክስ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም Desta Aug 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ፔሩ ሊማ ዝካየድ መበል 20 ዓለም ለኸ ውድድር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ዓመት ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ። ብመሰረት እዚ ለይቲ 7፡25 ኣብ ዝካየድ 5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት መዲና ኢሳን መቅደስ ኣለምእሸትን ክዕወታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሽልማት ጉዕዞ ብ6 ዓውዲታት ሕፁይ ኮይኑ Desta Aug 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሽልማት ጉዕዞ ብ6 ዓውዲታት ሕፁይ ኮይኑ። እቲ መገዲ ኣየር ሕሩይ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ፣ ሕሩይ መገዲ ኣየር ክላስ ቢዝነስ ኣፍሪካ፣ ሕሩይ መገዲ ኣየር ክላስ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ፣ ሕሩይ ብራንድ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግደ ቴክኖሎጂ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ዝጠመተ ስልጠና ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ንኣመራርሓን ሰብ ሞያን መራኸቢ ሓፋሽ ኣብ ኣጠቓቕማ ሰብ ስራሕ ምስትውዓልን ሚዲያ ዝጠመተ ስልጠና መዕበዪ ግንዛበ ሂቡ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ግልጋሎት ዜና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ትራንስፖርት ነፈርቲ ቅልጡፍን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ንምግባር ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኣወሃህባ ኣገልግሎት ዓወዲ ትራንስፖርት ነፈርቲ ስሉጥ፣ ዘተኣማምንን ድሕንነቱ ዝተሓለወ ንምግባር ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝኾነ በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ጌታቸው መንግስቴ ከምዝበሉዎ÷ ዓውዲ…