ቢዝነስ 50 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ይጎዓዓዝ ኣሎ Desta Aug 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)50 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ካብ ጂቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ይጎዓዓዝ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ዘይቲ፥ ንምምሕያሽ ናህሪ ናብራን ምርግጋዕ ዋጋ ኣብ ሓዱሽ ዓመትን ተሓሳቢ ብምግባር ብመንግስቲ ዝተዓደገ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መድረኽ ዓውዲ ስፖርት ብሪክስ ይሳተፍ ኣሎ Desta Aug 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮሚሽነር ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መድረኽ ዓውዲ ስፖርት ብሪክስ ይሳተፍ ኣሎ። መድረኽ ዓውዲ ስፖርት ኣባል ሃገራት ብሪክስ፥ ኣብቲ ዓውዲ ዝረአ ግዕዚይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ኣብ ምክልኻል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦይንግ ኣፍሪካ ቤት ፅሕፈቱ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ስራሕ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኡ ኣዲስ ኣበባ ዝገበረ ቦይንግ ኣፍሪካ ቤት ፅሕፈቱ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ስራሕ ከምዝጅምር ዋና ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ሄኖክ ተፈራ ኣፍሊጦም። ቦይንግ ናይ ኣፍሪካ ዋና ቤት ፅሕፈቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኸፈተ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ቱኒዚያ 19 ሚኒስትራት ካብ ሓላፍነቶም ከምዘልዓሉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱኒዚያ ካይስ ሰዒድ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ጥቅምቲ ቅድሚ ዝካየድ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ 19 ሚኒስትራት ካብ ሓላፍነቶም ከምዘልዓሉ ተገሊፁ። ካብ ሞንጎ ካብ ሓላፍነት ዝተልዓሉ፤ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ፣ ምክልኻልን ጥዕናን ከምዝርከቡዎም ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 31 ከተማ ሓቆፍ ጉባኤ ትምህርቲ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትንህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል 31 ከተማ ሓቆፍ ጉባኤ ትምህርቲ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ንክልተ መዓልቲ ዝፅንሕ እቲ ጉባኤ÷ "ዕዙዝ ትግሃት ንፅርየት ትምህርቲን ምዕባለ ሃገርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ…
ስፓርት ኣብ ቦነስ ኣይረስ ዝተኻደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኣትሌት ገርባ ዲባባ ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣርጀንቲና ቦነስ ኣይረስ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ገርባ ዲባባ ተዓዊቱ፡፡ እቲ ኣትሌት ነቲ 21 ኪሎ ሜትር ብ1 ሰዓት 26 ሴኮንድ ብዝኾነ ሰዓት ክዕወት ክኢሉ፡፡ ኬኒያውያን ሙዋንጊ ኮስማስን ሪቻርድ ያተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1ይ ዓመት ምስረታ በዓል ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)1ይ ዓመት ታሪኻዊ ምስረታ በዓል ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ናፃ ድሌትን እወንታን ህዝቢታት እቲ ክልል ፍፁም ሰላማዊን ዴሞክራሲያዊን ብዝኾነ ህዝበ ውሳነ 13 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ኣብ ልዕሊ ኣዝርእቲ፣ ገዛውትን እንስሳን ሓደጋ ከምዘጋጠመ ተገሊፁ Desta Aug 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ሰለዋ ጣቢያ ስምረት ቁሸት ኣምባ ብፍላይ ድማ ኣብ ጎጣት ማይ ኣምላን ምችኣል ኣምላን ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ኣብ ልዕሊ ኣዝርእቲ፣ ገዛውትን እንስሳን ሓደጋ ከምዘጋጠመ ተገሊፁ። እቲ ጋህሲ መሬት ኣብቲ ከባቢ ብምኽኒያት ዝዘነበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርእሰ ዓቕሚ ብዝተወገነ ስራሕ ምቕያር ስዊችጊር ልዕሊ 2 ሚሊየን ዶላር ምድሓን ተኻኢሉ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ዓቕሚ ብዝተወገነ ስራሕ ምቕያር ስዊችጊር ልዕሊ 2 ሚሊየን ዶላር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ዓውዲ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ኣብ 22 ጣቢያታት መከፋፈሊ በዓል 15 ን 33 ኪሎ ቮልት ስራሕቲ ምቕያር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀትን ንምኽባር ምድላዋት ይግበር ኣሎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነሓሰ 24 ዝኽበር በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊ፣ ሃይማኖታዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀትን ንምኽባር ምድላዋት እናተወገነ ምዃኑ ተሓቢሩ እቲ በዓል÷መሰረት ስልጣነን ሰርዓት ሃይማኖትን ኣብ ዝኾነት ጥንታዊትን ታሪኻዊትን ከተማ ኣኽሱም፤…