ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ኣብ ፅዋዕ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ናብ ቀፃሊ ዙር ክትሓልፍ ኣከኣለትን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድመ መፃዪ ፀወታ ፅዋዕ ካፍ ኮንፌዴሬሽን 2024/25 ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ብኬንያዊት ጋንታ ኬንያ ፖሊስ ብድምር ውፅኢት ተሳዒራ ካብቲ ውድድር ወፃእ ኮይና።
ክልቲአን ጋብታታት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣበበ በቂላ ኣብ ዝገበረኦ ናይ መልሲ ፀወታ÷…