ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግበር ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሕዚ 594 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓል ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሕዚ 594 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸለ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግበር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ…