ደቡብ ሱዳን ማዕቐፍ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ምፍራማ ተቐባልነት ሓሳብ ኢትዮጵያ ዘርእይ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ሱዳን ማዕቐፍ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ምፍራማ ተቐባልነት ሓሳብ ኢትዮጵያ ዘርእይ ኢዩ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም።
‘የኢትዮጵያ እና የግብፅ ሽኩቻ’ ዝብል መፅሓፍ ዝፀሓፉ ውብሸት ሲሳይ(ዶ/ር)፥ ኣብ ጉዳይ ማይ ናይል ብግብፅን ሱዳንን ተታሒዙ…