ዝንቕ ፋና ሓንቲ ኣዶ 4 ሓናጡ ብሰላም ተገላጊላ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ወረዳ ስልጤ ሓንቲ ኣዶ ኣርባዕተ ሓናጡ ብሰላም ከምዝተገላገለት ተገሊፁ። ኣብታ ወረዳ ነባሪት ቀበሌ ሰነና ገሬራ ዝኾነት ወይዘሮ ዜኖ ሸምሱ፥ ኣብ መባእታዊ ሆስፒታል ቅበት ብዝተገበረላ መጥባሕቲ ሕክምና ሰለስተ ደቂ ኣነስትዮኝ ሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ንመኸተ ቫይረስ ኮሮና ልዕሊ ብር 8 ሚልዮን ዝግመት ሓገዝ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመኸተ ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ልዕሊ ብር 8 ሚልዮን ዝግመት ሓገዝ ከምዝተረኸበ ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ኣፍሊጡ። ምክትል ኣማሓዳሪ ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ኣይተ ሃፍቶም ፋንታሁን ከምዝበሉዎ፥ ኣብቲ ዞባ ካፍቲ ሓገዝ ብተወሳኺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ሃገር ለኸ መዓልቲ ሓምለዋይ ዓሸራ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ሃገር ለኸ መዓልቲ ሓምለዋይ ዓሸራ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ እቲ መዓልቲ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ንባዕልና ካብ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና እናሓለና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ማይ ንምምላእ ዘኽእል 1 ሺሕ ሄክታር መሬት ናይ ምፅራግ ስራሕቲ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ማይ ንምምላእ ዘኽእል 1 ሺሕ ሄክታር መሬት ናይ ምፅራግ ስራሕቲ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝጅመር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣፍሊጡ። እቲ መሬት ንምድላው 300 መናእሰይ ብማሕበራት ደቀቕትን ኣናእሽተይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምዕራብ ኦሮሚያ ብገበን ክትራንን ቅትለትን ዝተጠርጠሩ 48 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ምዕራብ ኦሮሚያ ብገበን ክትራንን ቅትለትን ዝተጠርጠሩ 48 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ኮሚሽነርን ሓላፊ ዘፈር ምርመራ ገበንን እቲ ኮሚሽን ግርማ ገላን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ሱዳን ብዝኾነ ይኹን መገዲ ኢትዮጵያ ዝጎድእ ተግባር ኣይትፍፅምን – ኣምባሳደር ጀምስ ፒፒያ ሞርጋን Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ደቡብ ሱዳን ብዝኾነ ይኹን መገዲ ኢትዮጵያ ዝጎድእ ተግባር ከምዘይትፍፅም ኣምባሳደር ደቡብ ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ጀምስ ፒፒያ ሞርጋን ገሊፆም። ኣምባሳደር ጀምስ ፒፒያ ሞርጋን መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ሰራዊት ዝሰፍረሉ ቦታ(መዓስከር) ንምህናፅ ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ምቁፅፃርን ምክልኻልን ኮቪድ 19 ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 ፣ (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ምግፋሕ ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 ብዝምልከት ምስ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ላዕለዎት ኣመራርሓ ምምሕዳራት ከተማን ተዛቲዩ። ብተወሳኺ ምቁፅፃርን ምክልኻልን እቲ ሕማም ኣመልኪቶም ኣብ ዝግበሩ ዘለዉ ስራሕቲ ዘጋጥሙ ዘለዉ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 150 ሰባት እንትርከቡ 1 ሰብ ድማ ህይወቱ ስኢኑ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሽሕን 141 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 150 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓደ ሰብ ድማ ህይወቱ ከምዝሰኣነ ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ…
ቢዝነስ ኣብ ወርሒ ሰነ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ ) ኣብ ወርሒ ሰነ መሸጢ ችርቻሮ ፍሪያት ነዳዲ ኣውሮፕላንን ሓዊሱ ካልኦት ዓይነታት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ናብ ጣቢያና ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ፥ መንግስቲ ኣብዛ ሃገር ዘሎ ማሕበረ ኢኮኖሚያዊ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢራን ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝሓሙ ሰባት ዳግም ይውስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢራን ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝሓሙ ሰባት ዳግም ይውስኽ ኣሎ ተባሂሉ። ብመሰረት እዚ ኣብዘን ክልተ መዓልታት ጥራሕ ልዕሊ 3 ሽሕ ሰባት በቲ ቫይረስ ተታሒዞም። እዚ ድማ በዝሒ ኣብታ ሃገር ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ናብ 160 ሽሕ ክብ…