675 ነጥቢ ብምምፃእ ብብርኪ ሃገር ብሕታዊ ፀብለልታ ዝዓተረ ተምሃራይ ዮናስ ንጉስ ኣብ ሽረ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 675 ነጥቢ ብምምፃእ ብብርኪ ሃገር ብሕታዊ ፀብለልታ ዝዓተረ ተምሃራይ ዮናስ ንጉስ ኣብ ከተማ ሽረ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ
ንተማሃራይ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ዮናስ ንጉስ፥ ማሕበር ቀዳሞት ተማሃሮን…