ስፓርት “መቻል ን ኢትዮጵያ” ውድድር ጉያ 10 ኪሎ ሜትሮ ጎደና ፅባሕ ክካየድ ኢዩ Desta Jun 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"መቻል ን ኢትዮጵያ" ውድድር ጉያ 10 ኪሎ ሜትሮ ጎደና ፅባሕ ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉያ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ ጋንታ ስፖርት መቻል ምኽኒያት ብምግባር ኢዩ ክካየድ። መበገሲን መብሕን መስቀል ኣደባባይ ኣብ ዝገብር እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍትሓዊ ክፍፍል ሃፍትን ኣብ ክልላት ዝተመጣጠነ ምዕባለ ምርግጋፅን ንጠንካራ ፌዴራላዊ ስርዓት መሰረት ኢዮም- ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Desta Jun 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍትሓዊ ክፍፍል ሃፍትን ኣብ ክልላት ዝተመጣጠነ ምዕባለ ምርግጋፅን ንጠንካራ ፌዴራላዊ ስርዓት መሰረት ኢዮም ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። “መሰረታዊ ዛዕባታት ፊስካል ፌዴራሊዝምን ጭቡጥ ኩነታት ኢትዮጵያን”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደራት 28 ሃገራት ኣውሮፓ፣ ኣፍሪካን ኤስያን ናብ ከተማ ኣኽሱም ኣትዮም Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ሓላፊ ሕቡራት ሃገራት ሓዊሱ፥ ተቐማጥነቶም ኣብ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣምባሳደራት 28 ሃገራት ኣውሮፓ፣ ኣፍሪካን ኤስያን ናብ ከተማ ኣኽሱም ኣትዮም። እቶም ኣምባሳደራት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮሃንስ ራብዓይ ኣኽሱም እንትበፅሑ÷ ኣብ ግዚያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌስቲቫል ሸነን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኺፊቱ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊን ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳን ንፌስቲቫል ሸነን ኣፍሪካ መሪቖም ከፊቶም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኅሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝተሰናደአ ፌስቲቫል ሸነን ኣፍሪካ÷ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ነበር ኮኸብ…
ስፓርት ኢትዮጵያ መድን ንሃድያ ሆሳእና ስዒራ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍቢ ሲ)ኣብ 29 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ መድን ንሃድያ ሆሳእና 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ኢትዮጵያ መድን ወገኔ ገዛሀኝ ኣብ ድሕሪ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ሰላም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ሙሉእ ምድላው ትርከብ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Desta Jun 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ሰላም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ሙሉእ ምድላው ትርከብ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፥ ተተካኢ ሞተራይዝድ ሻለቃ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝበፅሐሉ በርኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል መድሕን ህፃናት 10 ሚልየን ብር ዝግመት ናውቲ ሕክምናን ኣፋውስን ንቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣበርኪቱ Desta Jun 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል መድሕን ህፃናት(save the children)10 ሚልየን ብር ዝግመት ናወቲ ሕክምናን ኣፋውስን ንቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣበርኪቱ ። ፊልድ ኦፊሰ ማነጀር እቲ ትካል ኣይተ ሃፍቶም በየነ፥ ሴቭ ዘችልድረን ኣብ ትግራይ በቲ ኲናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኤክስፖ ሻንጋይ መርሃ ግብሪ ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባር ልምዲን ተመክሮን ረኺብና- ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ Desta Jun 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኤክስፖ ሻንጋይ መርሃ ግብሪ ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባር ልምዲን ተመክሮን ረኺብና ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። ኣብ ቻይና ከተማ ሻንጋይ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ኤክስፖ ሻንጋይ 2024 ዝተዓደማ እተን ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 24 ሰነ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 6ይ ዘበን ፓርላማ 3ይ ዓመት እዋን ስራሕ፣ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ 24ን 25 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዘካይድ ተገሊፁ። 22 ሰነ 2016 ዓ.ም ድማ ናይ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ኣባላት መሰረታዊ ጉዳያት ፊሲካል ፌዴራሊዝም ጭቡጥ ኩነታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኢራን ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢራን ኣብ ቀረባ እዋን ብሓደጋ ምሕምሻሽ ሄሊኮፕተር ህይወቶም ንዝሰኣኑ ፕሬዚዳንት ኢብራሂም ራይሲ ዝትክእ ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ንምሕራይ ህፁፅ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ምክያድ ጀሚሩ። በዚ ድማ ሎሚ መዓልቲ ጣቢያታት መውሃቢ ድምፂ ካብ ወጋሕተ ጀሚረን…