“ሰራዊት ዝሰፍረሉ ቦታ ንምህናፅ ዘኽእል ፍቓድ ንግብፂ ሂባ” ብዝብል ዝናፈስ ዘሎ ወረ መሰረት ዘይብሉ ኢዩ- ደቡብ ሱዳን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ሰራዊት ዝሰፍረሉ ቦታ ንምህናፅ ዘኽእል ፍቓድ ንግብፂ ሂቡ ብዝብል ኣብዚ ሰሙን ዝናፈስ ዘሎ ወረ መሰረት ዘይብሉ ኢዩ ክብል ኣፍሊጡ።
ቤት ዕዮ ዓለም ለኻዊ ትሕብብርን ጉዳያት ወፃኢን እታ ሃገር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ከምዝበሎ፥…