ዲጂታል ስርዓት ናፃን ሉኣላዊ ንኽኸውን ድሕንነት ሳይበር ትኹረት ክወሃቦ ይግባእ – ኣይተ ማሞ ምህረቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ስርዓት ናፃን ሉኣላዊነቱ ዝተረጋገፀን ንኽኸውን ድሕንነት ሳይበር ልዑል ትኹረት ክወሃቦ ከምዝግባእ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ገሊፆም።
ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሓደ ወርሒ "ድሕንነት ቁልፊ መደረተ ልምዓት ንዲጂታል…