ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 7 ሚሊየን ዜጋታት ዲጂታል መለለዪ መንነት ንምውሳድ ምምዝጋቦም ተገሊፁ Desta Jul 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 7 ሚሊየን ዜጋታት ዲጂታል መለለዪ መንነት ንምውሳድ ምምዝጋቦም ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት ብሄራዊ መለለዪ መንነት ገሊፁ። ኣገልግሎት ዲጅታል መንነት፥ “ሓደ ሰብ ሓደ ኢዩ” ዝብል መትከል ብምሓዝ መረዳእታ ውልቀ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሳልሳይ ዙር ናብ ሃገሮም ንዝኣትዉ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ዝግበር ኣቀባብላ ተጀሚሩ Desta Jul 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሳልሳይ ዙር ናብ ሃገሮም ንዝኣትዉ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ዝግበር ኣቀባብላ ተጀሚሩ። “Leave your Legacy, savor your holiday” ዝብል ስያመ ዝተውሃቦ እቲ ሳልሳይ ምዕራፍ፥ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናይ ዕረፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክት ጎርጎራ ተመሪቑ Desta Jul 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከብን ኣካል ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ዝኾነን ፕሮጀክት ጎርጎራ ተመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፣ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሊዊስ ናኒን ኑዋንኩ ካኑን ንምዕባለ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ደገፍ ንምግባር ዘለዎም ምድላው ገሊፆም Desta Jul 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ፖርቹጋላዊ ነበር ተፃዋቲ ኩዕሶ እግሪ ሊዊስ ናኒን ናይጀሪያዊ ነበር ተፃዋቲ ኩዕሶ እግሪ ኑዋንኩ ካኑን መናእሰይ ተፃወትትቲ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዕዉታት ንክኾኑ ኣድላዪ ደገፍ ከንገብር ኢና ኢሎም። ሎሚ ንጎሆ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ እቶም ነባራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተወደበን ህርኩትን ሓረስታይ ዘለውዎ ፀገማት ንምፍታሕ ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Jul 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍትኔትን ውሕስና ምግብን ዝውዕላ ሚኒስትር ግብርና ፌዴራል ብደገፍ ዝለኣኸን 32 ተሽከርከርቲ ን32 ወረዳታት ተዋሂበን። ኣብቲ ስነ ስርዓት ርኽክብ ዝተገነዩ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ቢዝነስ እዋናዊ ከይዲ ፍሪያት ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ዘተባብዕ ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta Jul 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋናዊ ከይዲ ፍሪያት ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ዘተባብዕ ከምዝኾነ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ፥ ጄፒ ቴክስታይልን ሲልቨርስፕሪንግን ዝተብሃሉ ክልተ ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ወፃኢ ዓዲታት ልዕሊ 6 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተላኢኹ Desta Jul 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ካብ ወፃኢ ዓዲታት ልዕሊ 6 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተልኣኸ ኣገልግሎት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል በላይነህ ኣጥላው፥ ኣብ ዝሓለፉ 5 ዓማውቲ ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝለኣኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲታት ካልኣይ ዙር ተፈተንትቲ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ምቕባል ጀሚረን Desta Jul 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ካልኣይ ዙር ተፈተንትቲ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተፈጥሮ ሳይንስ ምቕባል ጀሚረን። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ብኽልተ ዙር ዝወሃብ ፈተና 12 ከፍሊ ንክወስዱ 26 ሺሕን 973 ተፈተንትቲ ብሚኒስቴር ትምህርቲ ከምዝተመደቡ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ዙር ተፈተንትቲ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ፈልሲ ተኺሎም Desta Jul 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ዩንቨርስቲታት ክወሃብ ኣብ ዝቐነየ ቀዳማይ ዙር ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዝተፈተኑ ተምሃሮ ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። ካብ 3 ክሳብ 5 ሓምለ 2016 ዓ.ም ዝተውሃበ ፈተና ማሕበራዊ ሳይንስ ተዛዚሙ። ነቲ ፈተና…
ስፓርት ሉዊስ ናኒን ንዋንኩ ካኑን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Jul 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጣት ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ፖርቹጋላዊ ሉዊስ ናኒን ናይጄሪያዊ ንዋንኩ ካኑን ሎሚ ንጎሆ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ክልቲኦም ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ፥ ኣብ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ መቻል ንምስታፍ ዓሊሙ ብመሰረት…