ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሜሪ ጆይ ዘቲዮም Desta Dec 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ መስራቲን ዋና ኣካያዲ ስራሕን ሜሪ ጆይ ኢትዮጵያ ሲ/ር ዘቢደር ዘውዴ፣ ኣካቢት ቦርድ ኣይተ ይስማሽዋ ስዩምን ኣባላት ቦርድን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ሜሪ ጆይ ኣብ ህፃናት፣ ኣረጋዊያንን ደቂ ኣኒስቲዮን ኣብ ትምህርቲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 10 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ተሰጋጊረን Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘመሓድረን 10 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ከምዝዓበያ እቲ ኮርፖሬሽን ኣፍሊጡ፡፡ ቦርድ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ዘመሓድረን 13 ፓርክታት ኢንዱስትሪን ናፃ ንግዲ ዞባ ድሬዳዋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘይሕጋዊ ንግዲ ነዳዲ ዝተዋፈሩ 34 ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ኣብ ዘይሕጋዊ ንግዲ ነዳዲ ዝተዋፈሩ 34 ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ሲዳማ ኣፍሊጡ። ዘይሕጋዊ ዕድጊት ነዳዲ ንምፍታሕ ግብረ-ሓይሊ ተጣይሹ ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወን ናብቲ ክልል ዝኣቱ ነዳዲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት በጊኒ ውሳነ ዳኛ ኩዕሾ እግሪ ስዒቡ ብዝተፈጠረ ጎንፂ ህይወት 56 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጊኒ ኣብ ኩዕሾ እግሪ ዝተመሓላለፈ ውሳነ ዳይነት ስዒቡ ብዝተፈጠረ ጎንፂን ፅቕቅጥን ህይወት 56 ሰባት ምሕላፉ ተሓቢሩ፡፡ ኣብታ ሃገር ከተማ ንዜርኮሬ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ፤ ላቤ ኣብ ልዕሊ ዝተብሃለት ጋንታ ዝተመሓላለፈ ዳይነት ስዒቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ብምዃ ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ብምዃን ተሾይሞም። ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ኣይተ ብናልፍ ኣንዱዓለም ካብ 23 ሕዳር 2017 ዓ.ም ጀሚሮም በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳዳር ብምዃን ከምዝተሾሙ ምግላፁ ግዜኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ ልዕሊ ንእስቲ ማህሌት ተኽላይ ገበን ቅትለት ንዝፈፀሙ ተኸሰስቲ ፍርዲ ሂቡ Desta Dec 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ ልዕሊ ንእስቲ ማህሌት ተኽላይ ገበን ቅትለት ንዝፈፀሙ ተኸሰስቲ ፍርዲ ሂቡ። ብመሰረት እዚ 10 መጋቢት 2016 ናብ ቤት ትምህርቲ ካብ ትኸደሉ መንገዲ ተጨውያ 12 ሰነ 2016 ዓ/ም ተቐቲላ ዝተረኸበት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስፖርተኛታት መቻል ኣብ ዓውዲ ስፖርት ናይ ኢትዮጵያ ሓደራ ኣለዎም – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፖርተኛታት መቻል ኣብ ዓውዲ ስፖርት ናይ ኢትዮጵያ ሓደራ ኣለዎም ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ናይጀሪያ ኣቡጃ ኣብ ስፖርት ፌስቲቫል ሓይሊታት ጦር መላእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ጊዜያዊ መረጋገፂ ደረጃ ምሕደራ ልምዓት ደኒ ረኺባ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምሕዳራ ደኒ ኢትዮጵያ ጊዜያዊ መረጋገፂ ደረጃ ምሕደራ ልምዓት ደኒ ምርካባ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ዝተገበረ ስታንዳርድ ምሕደራ ደኒ ዓውዲ ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ብምጥንኻር ንዕዳጋ ዓለም ዝቐርቡ ፍርያታት ልምዓት ደኒ ፅቶምን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚደንት ባይደን ገበነኛ ንዝተብሃለ ወዶም ምሕረት ገይረሙሉ Desta Dec 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብኽልተ ገበናት ንዝተኸሰሰ ውላዶም ሃንተር ወግዓዊ ምሕረት ገይረሙሉ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዘውፀእዎ መግለፂ፥ “ወደይ ንበይኑ ተነፂሉ መጥቃዕቲ በፂሕዎ፤ እዚ ድማ ምጥምዛዝ ፍትሒ እዩ” ኢሎም። ሃንተር ባይደን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ልዑል ተሳትፎ ብምግባር ጥንኩር መገዲ ኣየር ክትሃንፅ ከምዝኸኣለት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንዝሓፉ 80 ዓመታት ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ልዑል ተሳትፎ ብምግባር ጥንኩር መገዲ ኣየር ክትሃንፅ ከምዝኸኣለት ተገሊፁ። ዓለም ለኸ ሲቪል ኣቪየሺን መበል 80 ዓመት በዓል ምስረትኡ ምስ በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ብብርኪ…