ኢትዮጵያ መርኣያ ምዕባለ ኣፍሪካ ንምዃን ንእትገብሮ ጉዕዞ መሰረተ ልምዓት መገዲ ወሳኒ ከምዝኾነ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2030 ዓ.ም.ፈ መርኣያ ምዕባለ ኣፍሪካ ንምዃን ንእትገብሮ ጉዕዞ መሰረተ ልምዓት መገዲ ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ተዛሪበን።
ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮግራም ልምዓት ምትእስሳር መገዲታት ገፀር ዕላዊ ኣብ…