ቢዝነስ ኢትዮ ቴሌኮም 93 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ Desta Jul 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም 93 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ኣፈፃፅማ ስራሕ እቲ ባጀት ዓመት ዝጠመተ መብርሂ ሂበን። ኣብ መብርሂአን፥ እቲ ኩባኒያ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ባይቶ ካብ ልዕሊ 127 ሺሕ ጣቢያታት ዝኣከብዎም ሕቶታት ንትካላት ኣቕሪቦም Desta Jul 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ካብ 127 ሺሕን 277 ጣቢያታት ዝኣከብዎም ሕቶታት ንትካላት ኣቕሪቦም። ኣፈፀምቲ ኣካላት ንሕቶታት ህዝቢ ጠመተ ብምሃብ ንክሰርሕ እቲ ባይቶ ኣተሓሳሲቡ። ካብ ህዝቢ ዝተልዓሉ ሕቶታት ብዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ስደተኛታት ከለላን ደገፍን ትገብር ከምዘላ ተገሊፁ Desta Jul 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ስደተኛታት ከለላን ደገፍን ትገብር ከምዘላ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ጠይባ ሓሰን፥ ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ንዝመፅኡ ስደተኛታት ተተኣናግድ ዘላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈተና 12 ክፍሊ ብብርኪ ሃገር ይወሃብ ኣሎ Desta Jul 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተና 12 ክፍሊ 2016 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ይወሃብ ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ ተፈተንትቲ ተምሃሮ ማሕበራዊ ሳይንስ 12 ክፍሊ ኣብ ዩንቨርስቲታት ፈተነኦም ይወስዱ ኣለዉ። ነቲ ፈተና ብዕሊ ዘጀመርዎ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፥ ሎሚ ንልዕሊ…
ስፓርት ምስ ስፔን ኣብ ፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኣውሮፓ ዝጋጠም ብሄራዊ ጋንታ ሎሚ ምሸት ክፍለጥ ኢዩ Desta Jul 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ስፔን ኣብ ፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኣውሮፓ ዝጋጠም ብሄራዊ ጋንታ ሎሚ እንግሊዝን ኔዘርላንድስ (ሆላንድ)ን ኣብ ዝገብርኡ ፀወታ ክፍለጥ ኢዩ። እንግሊዝን ኔዘርላንድስ (ሆላንድ)ን ፀወታ ፈርቂ ፍፃመ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ብሕልፈት ህይወት ነበር ሴናተር ኣሜሪካ ጂም ኢንሆፍ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Jul 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ብሕልፈት ህይወት ነበር ሴናተር ኣሜሪካ ጂም ኢንሆፍ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሴናተር ጂም ኢንሆፍ ኣብ ሓጎስ ይኹን ፀገም ሓቀኛ ፈታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንራህዋን ጉዕዞ ምዕባለን ህዝቢ ሱዳን ሎሚ እውን ከም ትማሊ ካብ ልቢ ክንሰርሕ ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jul 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፀገም ሓው ህዝቢ ሱዳን ናትና እውን ፀገም ኢዩ ክብሉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕባረዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሰላሞ ህዝቢ ሱዳን ሰላምና ብምዃኑ ንራህዋን ጉዕዞ ምዕባለን ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢጋድ ንትግበራ ስትራቴጂ ብሉ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ Desta Jul 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ ንትግበራ ስትራቴጂ ብሉ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ። ገምጋም መርሃ ግብሪ መፈፀሚ ተግባር ስትራቴጂ ብሉ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ኢጋድ፣ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ተመሪቖም Desta Jul 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ተመሪቖም። ኣብ ከተማ ሸገር ክፍላተ ከተማታት ገፈርሳ ጉጄ፣ ቡራዩን መልካ ኖኖን ዝተሃነፁ እቶም ፕሮጀክትታት ሎሚ ተመሪቖም። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ፥ ኣፈ ጉባኤ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ግደኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Jul 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ግደኦም ንክዋፅኡ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ኮሚሽን ዘሰናደኦ መድረኽ ዘተ መናእሰይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን መስፍን ኣርአያ (ፕ/ር)፥ መናእሰይ ባህሊ ምድምማፅን…