ንከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ተረባሒት ዝገብር ብ31 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝርገሐ መስመር ፅሩይ መስተ ማይ ክሳለጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ማይን ኢነርጅን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ተረባሒት ዝገብር ብ31 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝርገሐ መስመር ፅሩይ መስተ ማይ ከምዘሳልጥ ተገሊፁ።
እቲ ዝርገሐ ማይ 2 ነጥቢ 4 ኪሎ ሜትር ንውሓት ዘለዎ እንትኸውን፥ ንልዕሊ 20…