ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስርዓት ንግዲ ዘየኽበሩ 21 ሺሕ ትካላት ንግዲ ተዓሺጎም Desta Jul 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስርዓት ንግዲ ዘየኽበሩ 21 ሺሕ ትካላት ንግዲ ከምዝተዓሸጉ ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር እቲ ኮሙኒኬሽን ሰውነት ኣየለ፥ ኣብዚ ዓመት ንልዕሊ 400 ሺሕ ትካላት ንግዲ ክትትልን ቁፅፅርን ከምዝተገበረ ተዛሪቦም።…
ስፓርት ስፔንን ፈረንሳይን ሎሚ መዓልቲ ናብ ፍርቂ ፍፃመ መን ሓለፈ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን Desta Jul 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ፀወታ ናብ ፍርቂ ፍፃመ መንሓለፈ ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ። ኣብቲ ሰዓት 4 ምሸት ዝካየድ ፀወታ፥ ስፔንን ፈረንሳይን ክጋጠማ ኢየን። እተን ሃገራት፥ 75 ሺሕን 24 ተዓዛቢ ኣብ ዘተኣናግድ ስታዲየም ኣሊያንዝ ኣሬና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ሃገራዊ ፈተና ተምሃሮ 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ Desta Jul 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሃገራዊ ፈተና ተምሃሮ 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ ፈተና ካብ 2 ክሳብ 12 ሓምለ 2016ዓ/ም ክወሃብ ኢዩ። ኣብ ትግራይ ልዕሊ 54 ሺሕ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ሃገራዊ መልቐቒ ፈተና ክወስዱ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባታት ዝተፈላለያ ከተማታት ኣብ ልምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ Desta Jul 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባታት ዝተፈላለያ ከተማታት ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። ክሳብ ሐዚ ኣብ እሪ በከንቱ፣ ፒያሳ ኣራት ኪሎ ዘሎ ምንቅስቓስ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዑደት ዘካየዱ አንትኾኑ፥ ኣብ ቀፃሊ ድማ ካልኦት ስራሕቲ ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ልምዓት ኮሪደር ተጀሚሩ Desta Jul 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ “ልምዓት ኮሪደር ንዝለዓለ ፅባቐ ከተማና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ልምዓት ኮሪደር ተጀሚሩ። ብስራሕቲ እቲ ኮሪደር ልምዓት ኣብታ ከተማ ብልዕሊ 1 ነጥቢ 64 ቢሊየን ብር 11 ነጥቢ 2 ኪሎ ሜትሮ ዝሽፍን ስራሕቲ ኮሪደር ክካየድ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብልዕል 79 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ንምረቓ ተዳሊዮም Desta Jul 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብልዕል 79 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ 20 ሺሕን 664 ፕሮጀክትታት ንምረቓ ተዳሊዮም። እቶም ፕሮጀክትታት፥ ብብርኪ ክልል፣ ዞባን ወረዳን ኣብ ክልተ ዙር ከምዝምረቑን ብቐንዱ ሕቶ ልምዓት ህዝቢ ምላሽ ዝሃቡ ከምዝኾኑን ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብያተ ምኽሪ ማዕረ ተረባሕነት ዜጋታት ናይ ምርግጋፅ ግቡእ ከምዘለወን ተገሊፁ Desta Jul 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብያተ ምኽሪ ማዕረ ተረባሕነት ዜጋታት ናይ ምርግጋፅ፣ ሰብኣዊን ዴሞክራሲያዊን መሰል ከምዝተኸበሩ ናይ ምቁፅፃር ሕገመንግስታዊ ግቡእ ከምዘለወን ተገሊፁ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በቢዓመቱ ዝሳለጥ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ፓርላማ “ፓርላማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን፣ ብሄራዊ ተተካኢ ሓይሊን ሓይሊ ባሕሪን መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታዊያን ኣጀሚሮም Desta Jul 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን፣ ብሄራዊ ተተካኢ ሓይሊን ሓይሊ ባሕሪን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታዊያን ብዕሊ ኣጀሚሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ኣዛዚ እቲ እዚ ሌተናል ጀኔራል ሹማ ኣብደታ፣ ተወከልቲ ብሄራዊ ተተካኢ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብሪክስ ባዕሉ ዝኸኣለ ስርዓት ፋይናንስ ከምዝጅምር ተሓቢሩ Desta Jul 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪክስ ባዕሉ ዝኸኣለ ስርዓት ፋይናንስ ከምዝጅምር ሩሲያ ኣፍሊጣ። ኣብ ቻይና ቤጂንግ በተካሄደው ኣብ ዝተሳለጠ መበል 12 ዓለም ለኸ ፎረም ሰላም፥ ሩሲያ ምስ ሃገራት ብሪክስ ኣብ ብሄራዊ ሸርፊ እትገብሮ መጠን ልውውጥ ንግዲ በቢእዋኑ ይምዕብል ከምዘሎ…
ቢዝነስ ዳግመ ሕውየት ትግራይ ንምርግጋፅ ናይ ግብሪ እቶትና ምዕባይ ወሳኒ ኢዩ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Jul 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ግብሪ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ 01 ሓምለ 2016 ዓ.ም ብብርኪ ክልል ስነ ስርዓት ዕላዊነት ምጅማር ምእካብ ግብሪ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ክፍለከተማ ቀዳማይ ወያነ ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…