ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃድያ ሆሳእና ንመቐለ 70 እንደርታ ብምስዓር ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ 2017 ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ተጀሚሩ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዝተኻየደ መኽፈቲ ፀወታ÷ ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ንጋንታ መቐለ 70 እንደርታ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግምቱ ልዕሊ 4 ሚሊየን ብር ዝኾነ ንብረት ብምስራቕ ዝተጠረጠሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ግምቱ ልዕሊ 4 ሚሊየን ብር ዝኾነ ንብረት ብምስራቕ ዝተጠረጠሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። 3 መስከረም 2017 ዓ.ም ለይቲ ሰዓት 10፡30 ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 5 ኣብ ህንፀት ዝርከብ ኣዳምስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራን ብሄራዊ መዝሙር እታ ሃገር ኣየኽበረን ዝበለቶ ዲፕሎማት ታሊባን መብርሂ ንኽህቡ ፀዊዓ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኢራን ብሄራዊ መዝሙር እታ ሃገር ኣየኽበረን ንዝበለቶ ዲፕሎማት ታሊባን መብርሂ ንኽህብ ከምዝፀወዐት ተሓቢሩ። ምክትል ሚኒስትር ሃጅን ጉዳያት ሃይማኖትን ታሊባን ኣዚዙርማን መንሱር ንመበርሂ ዝተፀውዑ÷ ኣብ ቴህራን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ኢነርጅ ኣቶሚክ ንኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ከምዝሕግዝ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ኢነርጂ ኣቶሚክ፤ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕክምና፣ ትምህርቲን ካልኦት ዓውዲታትን እናወገነቶም ንትርከብ ተግባራት ከምዝሕግዝ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ኣብ ኦስትሪያ-ቬና ኣብ ዝተኻየደ መበል 68 ዓመታዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ኢነርጂ…
ስፓርት መቐለ 70 እንደርታን ሃዲያ ሆሳእናን ፈላማይ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2017 ክገብራ ኢየን Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃግብሪ ዘበነ ውድድር 2017 ዓ.ም ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታን ሃዲያ ሆሳእናን ብዝገብረኦ ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክጅመር ኢዩ። ብመሰረት እዚ ንኣርባዕተ ዓመታት ኣብቲ ሊግ ዘይነበረት ጋንታ መቐለ 70…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህብረብሔራዊ ሓድነትን ንምፅናዕ ኣብ ስርዓት ፌዴራሊዝም ግንዛበ ምፍጣር ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብዙሕነት ዝተመሰረተ ህብረብሔራዊ ሓድነትን ንምፅናዕ ኣብ ስርዓት ፌዴራሊዝምን ዝተጠናኸረ ሕገ መንግስቲን ግንዛበ ምፍጣር ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ማእኸል ኣስተምህሮ ሕገ መንግስቲን ፌዴራሊዝምን ፌዴሪኢ ምስ ኣነ,ቢያተ ምኽሪ ክልላት ብምትሕብባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ እንተይተጀመሩ ዝፀንሑ ፕሮጀክታት ኣብዚ ዓመት ክጅመሩ ኢዮም – ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ንኢንዱስትሪታት መቀነባበሪ ሕርሻ ሓይሊ ንምቕራብ ብትልሚ ተታሒዞም ዝነበሩ ፕሮጀክታት ኣብዚ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ንምጅማር እናተሰርሐ ምዃኑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ዳይሬክተር ዘፈር መምርሒ ክትትልን ቁፅፅርን…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ጓንዡ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ናብ 10 ክብ ኣቢሉ Desta Sep 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ጓንዡ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ካብ 17 መስከረም 2017 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ናብ 10 ክብ ኣቢሉ። ቅድመ ሐዚ ናብታ ከተማ ዝግበር ዝነበረ በረራ ሰሙናዊ 7 ጊዘ ከምዝነበረ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ሻምፒዮን ቱሪዝም ኢጋድ ብምዃን ተሓሪዮም Desta Sep 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ንዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ ሻምፒዮን ቱሪዝም ኢጋድ ብምዃን ተሓሪዮም። ቤት ፅሕፈት ኢጋድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ንዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኮርፖሬሽን ኤርፖርትታት ዛምቢያ ሽልማት ኣፍልጦ ረኺቡ Desta Sep 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኮርፖሬሽን ኤርፖርትታት ዛምቢያ ሽልማት ኣፍልጦ ረኺቡ። እቲ ሽልማት ዝተውሃበ እቲ ኮርፖፐሬሽን መበል 35 ዓመት ምስረትኡ ኣብ ዘኽብረሉ መርሃ ግብሪ እንትኸውን፥ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንዘበርከቶ ልዑል ኣገለግሎትን ሽርክና…