ጥረ ኣቑሑ ውሽጢ ዓዲ ብምጥቃም ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን ብስፍሓት ይፈሪዩ ከምዘለዉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥረ ኣቑሑ ውሽጢ ዓዲ ብምጥቃም ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን ብስፍሓት ይፈሪዩ ከምዘለዉ ኢንስቲትዩት ልምዓት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ገሊፁ።
ኣብ ኢንስቲትዩት ቴክስታይልን ፋሽንን ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ዩኒቨርሲቲ ባህር ዳር፥ “ከይዲ ሰንሰለት ጡጥ፣ ጨርቃ…