ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝተላለያ ወደባት ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ጅቡቲ ህንፀቱ ኣብ ምዝዛም ዝርከብ ወደብ ዳመርጆግን ኣብ ዓለም ለኸ ናፃ ንግዲ ዞባ ጅቡቲን ዑደት ኣሳሊጦም። ካብዚ ምተወሳኺ ሓፈሻዊ ዝውውር ፍርያት ወፃኢን ኣታዊን ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየደላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ፍልሰት ብዝተዛመደ ብዙሓት ፀገማት ትብዳህ ኣላ- ም/ ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Desta Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ፍልሰት ብዝተዛመደ ብዙሓት ፀገማት ትብዳህ ኣላ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ኣካቢ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ፍልሰትን ተመስገን ጥሩነህ ዓመታዊ መድረኽ ዘተ እቲ ቤት ምኽሪ ከፊቶም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብክላስተር ንዝተወደቡ ሓረስቶት 22 ዘመናዊ ትራክተራት ብሓገዝ ተዋሂቡዎም Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ስግግር ሕርሻ ኢትዮጵያ ጨንፈር ትግራይ ኣብ ክልል ትግራይ ብክላስተር ንዝተወደቡ ሓረስቶት ዝውዕላ 22 ዘመናዊ ትራክተራት ብሓገዝ ኣረኪቡ። እተን ትራክተራት÷ ኣብ ሸዱሽተ ወረዳታት ክልል ትግራይ ብክላስተር ንዝተወደቡ ሓረስቶት ዝውዕላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትሕዝቶ መሬት ዝልቀቐሉ፣ ካሕሳ ዝኽፈለሉን ተለዓልቲ መሊሶም ዝጣየሹሉን ኩነታት ዝውስን ኣዋጅ ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትሕዝቶ መሬት ዝልቀቐሉ፣ ካሕሳ ዝኽፈለሉን ተለዓልቲ መሊሶም ዝጣየሹሉን ኩነታት ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘካየዶ መበል 34 ስሩዕ ኣኼባኡ÷ ንረብሓ ህዝቢ ብዝብል ትሕዝቶ መሬት ዝልቀቐሉ፣ ካሕሳ ዝኽፈለሉን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ መዓልታዊ ሓደ ሰብ ህይወቱ ይስእን ኣሎ-መፅናዕቲ Desta Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ መዓልታዊ ሓደ ሰብ ህይወቱ ይስእን ከምዘሎ እቲ ዘጋጥም ዘሎ ሓደጋ ጠሚቱ ዝቐረበ መፅናዕቲ ኣረጋጊፁ። ብተወሳኺ መዓልታዊ ክልተ ሰባት ብኸቢድ፣ ሓደ ሰብ ድማ ብቀሊል ንኽጉድኡ ምኽንያት ይኸውን ከምዘሎ…
ስፓርት ኣብ ውድድር ስጉሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ብክልቲኡ ፆታ ወርቂ ሜዳሊያ ረኺባ Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካሜሩን ዱዋላ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 23 ውድድር ስጉሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ብክልቲኡ ፆታ ወርቂ ሜዳሊያ ረኺባ። ኣብ ካሜሩን ዱዋላ ዝተኻየደ ውድድር ስጉሚ 20 ኪሎ ሜትሮ÷ ኣትሌት ስንታየሁ ማስሬን ምስጋና ዋቁማ ብዓወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሰላም ኣብ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲቪክ ማሕበራት ንሰላምን ዕርቅን ዘለዎም ግደ ንምዕባይ ዝዓለመ ጉባኤ ሰላም ኣብ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ፕሮጀክት ምጉልባት ዓቕሚ ሲቪል ማሕበረ ሰብ ንሰላም፥ ብድጋፍ ሕብረት ኣውሮፖ፣ ብመተሓባበርነት ኢንስቲትዩት ላይፍ ኤንድ ፒስ፣ ኢንስቲትዩት ሰላም…
ስፓርት ፈረንሳይ፣ እንግሊዝን ኔዘርላንድስን ናብ ግጥም ኣውዲቕካ ምሕላን ንምፅምባር ሓያል ንሕንሕ ክገብራ ኢየን Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ -ግብሪታት መበል 17 ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ግጥም ኣውዲቕካ ምሕላፍ ንምፅምባር ብርቱዕ ንሕንሕ ዝፅበየን ሃገራዊ ጋንታታት ክፃወታ ኢየን፡፡ ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ዝተደልደላ ፈረንሳይን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንታት ቱርኪን ሩሲያን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝዛተዩ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃንን ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝዛተዩ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሃካን ፊዳን÷ ፕሬዚዳንታት ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ፈላመይቲ ተመራፂት ማእኸል ስሕበት ቀጥታ ኢንቨስትመንት ምብራቕ ኣፍሪካ ከምዝኾነት ተገሊፁ Desta Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፈላመይቲ ተመራፂት ማእኸል ስሕበት ቀጥታ ኢንቨስትመንት ምብራቕ ኣፍሪካ ከምዝኾነት ፀብፃብ ኮንፈረንስ ንግዲን ልምዓትን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሓቢሩ። እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ጠንካራ…