ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 70 ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲ ዝተሳተፉሉ መድረኽ ጎስጓስ ይካየድ ኣሎ Desta Jun 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 70 ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲ ዝተሳተፉሉ መድረኽ ጎስጓስ ይካየድ ኣሎ። እቲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዝካየድ ዘሎ መድረኽ፥ “መሬትና ንሰብ ሃፍቲታትን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ብኮርፖሪሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ…
ቢዝነስ ጎስጓስ ሓምለዋይ ኣሰር፥ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ዓለም በሪኻ ንክትረአ ገይሩ-ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን Desta Jun 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ጎስጓስ ሓምለዋይ ኣሰር፥ እታ ሃገር ኣብ መድረኽ ዓለም በሪኻ ንክትረአ ገይሩ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፁ። “ልዑል ተሳትፎ ዩንቨርስታት ኣብ ጉዳያት ክሌማዊ ለውጢ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዓውደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክትታት መስተ ማይ ንምዝዛም ዘኽእል ኣዋጅ ስምምዕነት ልቓሕ ፀዲቑ Desta Jun 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 33 ስሩዕ ጉባኤኡ ፕሮጀክትታት መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ንምዝዛም ዘኽእል ኣዋጅ ስምምዕነት ልቓሕ ፀዲቑ። ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ንካልኣይ ግዘ ፕሮጀክት መስተ ማይን ሳኒቴሽንን…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ስፔንን ጣልያንን ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ጠመተ ረኺቡ ኣሎ Desta Jun 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪ ምፅራይ ንፅዋዕ ኣውሮፓ፥ ስፔንን ጣልያንን ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ጠመተ ረኺቡ ኣሎ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ሰለስተ ፀወታታት ዝካየዱ እንትኾኑ፥ ኣብ ምድብ ክልተ ዝርከባ ስፔንን ጣልያንን ሰዓት 4…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ መሰረታዊ ወተሃደራት የመርቕ ኣሎ Desta Jun 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ቤት ትምህርቲ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ብመሰረታዊ ወተሃደርነት ዘሰልጠኖም ወተሃደራት የመርቕ ኣሎ። እቲ ማእኸል ዘመርቖም ዘሎ ወተሃደራት ሻምናይ ዙር ሰልጠንቲ ከምዝኾኑ ግዜኢ ፀብፂቡ። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 178 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 178 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ኣፍሊጡ፡፡ ንተመለስቲ ወገናት ሓገዝ ብምግባር ምስ ስድረኦም ናይ ምፅምባር ስራሕ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሓበሬታ እቲ ሚኒስቴር…
ስፓርት ክሮሺያን ኣልባኒያን ክልተ ማዕረ ተፈላለየን Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሃገራውያን ጋንታታት ክሮሺያን ኣልባኒያን ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ብወገን ኣልባኒያ ላቺ ኣብ መበል 11 ደቒቕን ሆሱላ ኣብ መበል 95 ደቒቕን ሸቶ እንተመዝግቡ÷ ናይ ክሮሺያ ድማ ክራማሪች…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተመዘገበ ዕቤት ኢኮኖሚ ቀፃልነት ንኽህልዎ ክስራሕ ኢዩ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመዘገበ ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ቀፃልነት ንኽህልዎ መፍረያይነት ዘዕብዩ ስራሕቲ ብትኹረት ክስራሕ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ 2016 ዓ.ም መንግስቲ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል እናተመርሐ ዝነበረ ኮንፈረንስ ሰላም ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ብምስታፍ ካብ 11 ክሳብ 12 ሰነ 2016 ዓ.ም ኣብ ከተማ ደሴ እናተኻየደ ዝፀንሐ ኮንፈረንስ ሰላም ተዛዚሙ፡፡ ኣብ መዛዘሚ እቲ ኮንፈረንስ ተዛተይቲ ንዘውፅኡዎ መግለፂ ቅዋም÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ብሪክስ ዓለም ለኻዊ ምሕዝነታ ክተመስክር ከምዝኸኣለት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩሲያ ቪላዲቮስቶክ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ፎረም ኣባል ሃገራት ፓርቲታት ፖለቲካ ብሪክስ ብዓወት ተዛዚሙ፡፡ ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ÷ ኣብ መዛዘሚ እቲ ጉባኤ 24 ነጥቢታ ዝሓዘ መግለፂ ቅዋም ብምውፃእ ንዕዉትነቱ ከምዝሰርሑ ቃል ኣቲዮም። ኢትዮጵያ…