ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ 50 ሚሊየን ወገናት ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ እዚ ዓመት 50 ሚሊየን ወገናት ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ምንቅስቓስ እቲ ኣገልግሎት መፃኢ ረቡዕ ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ብዕሊ ከምዝጅመር ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን፣ ሚኒስቴር ሰላምን…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ፈረንሳይ ምስ ኦስትሪያ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ፀወታታት መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 እንትቕፅሉ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክግካየዱ ኢዮም፡፡ ብመሰረት እዚ ኣብ ምድብ ሓሙሽተ ዝርከባ ሃገራውያን ጋንታታት ሮማንያን ዩክሬንን ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10 ከምኡ እውን ቤልጂየም ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካን ላቲን ኣሜሪካን ድምፀን ንክስማዕ ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ዝሓሸ ውክልና ክህልወን ይግባር -ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Jun 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካን ላቲን ኣሜሪካን ድምፀን ንክስማዕ ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ዝሓሸ ውክልና ክህልወን ይግባር ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ሩዋንዳ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉስጢት 2 ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉስጢት ክልተ ሜዳሊያታት ወርቂ ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ገነት ፀጋዬ ብ57 ኪሎ ግራም ንሩዋንዳዊት መጋጥምታ ብብቕዓት ብምስዓር ሜዳሊያ ወርቂን ናይቲ ውድድር ብልፅቲ ጎሳጢት ጓል ኣንስተይቲን ተባሂላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ እንዳሻው ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሆሳእና ኣጀሚሮም Desta Jun 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ኣይተ እንዳሻው ጣሰው ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሆሳእና ኣጀሚሮም። እቲ ጎስጓስ፥ “ፅሩያት ከተማታት ንብራኸ ኢትዮጵያ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣይተ እንዳሻው፥ ከባቢ ፅሩይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ቻይና ዘለዋ ዝፀንሐ ርክብን ምትሕብባርን ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ቻይና ዘለዋ ዝፀንሐ ርክብን ምትሕብባርን ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ብኣይተ ኣደም ፋራህ…
ስፓርት ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ 3 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ 3 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። በዚ ድማ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ ሰዓት 10 ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ዝተደልደላ ፖላንድን ኔዘርላንድስ (ሆላንድ) ክራኸባ ኢየን፡፡ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ምድብ ሰለስተ ዝርከባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ብድምቀትን ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወን መልክዑ ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ሃገር ዝተኸበረ መበል 1 ሽሕን 445 በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ብድምቀት ተኸቢሩ ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን÷ እቲ በዓል ብሰላም ንኽዛዘም ኣስተዋፅ ንዝገበሩ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ተኸቢሩ። እቲ በዓል ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ መካን መዲናን ንዒድ ሰላት ካብታ ሃገርን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለምን ዝመፅኡ ተኸተልቲ እምነት እስልምና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ መንግስቲ ምስ መንግስቲን ፓርቲ ምስ ፓርቲን ኢትዮጵያን ሩሲያን ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ መንግስቲ ምስ መንግስቲን ፓርቲ ምስ ፓርቲን ኢትዮጵያን ሩሲያን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ብኣይተ ኣደም ፋራህ…