ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ሃረር ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ሃረር ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ክልል ኣብ ከተማን ገፀርን ከተማታት ዝርከቡ ተኸተልቲ እቲ እምነት ካብ ወጋሕታ ጀሚሮም ሃረር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ(ዓረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቱ ኣመሓላሊፎም Desta Jun 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ መበል 1 ሺሕን 445 ዓመት በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ(ዓረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ መልእኽቱ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ጌታቸው ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረሰብ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ(ዓረፋ) እንተኽብር ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕጋዝ ክኸውን ይግባእ -ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ Desta Jun 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ሙስሊም መበል 1445 ዓመት በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ(ዓረፋ) እንተኽብር ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕጋዝ ክኸውን ይግባእ ከበል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ መበል 1445 ዓመት በዓል ዒድ ኣል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ርእሰ ምምሕዳራት በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ኣረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Jun 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክለላት በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ኣረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኡሞድ ኡጁሉ፣ ርእሰ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Jun 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ናይ ፈተናን መስዋእትነትን በዓል ኢዩ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ጥንኩር ማክሮ ኢኮኖሚ ሃኒፃ እያ- ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Desta Jun 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ኢትዮጵያ ኣብ ዉሽጢ ብዙሕ ፈተናታት ብምዃን መዕባለኣ ደዉ ከየበለት ጥንኩር መሰረት ዝወነነ ማክሮ ኢኮኖሚ ምህናፅ ዝኸኣለት ሃገር ምዃና ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን። እተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሙያ ዘሰልጠኖም 787 ተምሃሮ ኣመሪቑ Desta Jun 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ብሙያ ኣብራርነት፣ መትእንጋድ በረራ፣ ንግዲን ፅገና ነፈርቲን ዘሰልጠኖም 787 ተምሃሮ ሎሚ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ሓላፊ ዋና ዓውዲ ኦፕሬሽን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ረታ መላኩ፣ ተተካኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓመታዊ ኮንፈረንስ ፍትሓዊ ተረባሕነትን ቀጣናዊ ዝምድናን ናይል ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሳልሳይ ዓመታዊ ኮንፈረንስ ፍትሓዊ ተረባሕነትን ቀጣናዊ ዝምድናን ናይል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ፥ብኣሰናዳእነት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ፣ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኢንስቲትዩት ጉዳይ ወፃኢን ከምዝሳለጥ ዘሎ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይካ እኹል ተሳትፎ ህዝቢ ዝስራሕ ስራሕ ሙሉእ ክኸውን ኣይከኣልን-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Jun 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይካ እኹል ተሳትፎ ህዝቢ ዝስራሕ ስራሕ ሙሉእ ክኸውን ኣይከኣልን ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። “ሰላምና ዘላቕን ህዝባዊ መሰረት ዘለዎን ንምግባር ሎሚ ኣሰልጢንና ዘመረቕናዮም 11 ሺሕ ሓደሽቲ ምልምላት ኣባላት ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዒድ ኣል ኣደሃ ኣረፋ በዓል ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕጋዝ ክበዓል ይግባእ-ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና Desta Jun 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 8 ሰነ፣ 2016 ((ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም ዒድ ኣል ኣደሃ ኣረፋ በዓል ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕጋዝ ክበዓል ይግባእ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ መልላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንቋዕ ንመበል 1 ሺሕን 445 ዓመተ ሂጅራ በዓል…