ብሃገራዊ ለውጢ ዝተመዝገቡ ዓወታት ኣፍልጦ እናሃብና ዝተረፉ ድማ ብሓባር ምስራሕ የድሊ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሃገራዊ ለውጢ ዝተመዝገቡ ዓወታት ኣፍልጦ እናሃብና ዝተረፉ ድማ ብሓባር ምስራሕ የድሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ…