ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሓፈሻዊ መረፃ ብሪታኒያ ሌበር ፓርቲ ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሪታኒያ ኣብ ዝተኻደ ሓፈሻዊ መረፃ ሌበር ፓርቲ ከምዝተዓወተ ተገሊፁ፡፡ ሌበር ፓርቲ ክሳብ ሕዚ ካብ 650 ወምበራት ብሪታኒያ 411 ወናብር ዝኾኑ ብምርካብ ኢዩ ኣብቲ ሓፈሻዊ መረፃ ክዕወት ክኢሉ ዘሎ፡፡ ብመሰረት እቲ ውፅት÷ መራሒ ሌበር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያን ኢራንን ክልተኣዊ ርክበን ንምጥንኻር ቃል ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ኢራንን ኣብ ዝተፈላለዩ ሓበራዊ ጉዳያት ክልተኣዊ ርክበን ንምጥንኻር ቃል ኣቲየን። ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ካዛኪስታን ኣብ ዝተኻደ ትካል ምትሕብባር ሻንጋይ (ኤስሲኦ) ምስ መራሕቲ ኢራንን ኳታርን ክልተኣዊ ዘተ ኣካይዶም። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ሃረር ምኽንያት ብንግባር ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 26 ዓለም ለኸ መዓልቲ ሃረር ምኽንያት ብንግባር ኣብ ከተማ ሃረሪ “ንሰላምን ምዕባለ ሃገርና ግደ ዳያስፖራ” ብዝብል ሓሳብ ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሲምፖዚየሙ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን አያኖ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ እዋን ኣገልግሎት ጊዜኦም ንዝዛዘሙ ዋና ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣሰናቢቶም Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ፃንሒት ጊዜ ኣገልግሎቶም ንዝዛዘሙ ዋና ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዳኒኤል በቀለ(ዶ/ር) ኣሰናቢቶም። ዳንኤል በቀለ (ዶ/ር) 25 ሰነ 2011 ዓ ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምቕራብ ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅኑዕ ስነ ልቦና ንፀገማት እትሳገረሉ ደልድል ኢዩ-መንእሰይ በለጠ ቡቱና Desta Jul 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅኑዕ ስነ ልቦና ዘይምኽኣል ናብ ምኽኣል እትሳገረሉ ደልድል ኢዩ ክብል ተመራቒ ተምሃራይ ዩንቨርስቲ ሃዋሳ በለጠ ቡቱና ገሊፁ። ኣብቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ብመርሃ ግብሪ ምሸታዊ ዓውደ ትምህርቲ ማኔጅመንት ትምህርቲ ዝተኸታተለ ተምሃራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ጎረበት ተኮር ሓበራዊ ልምዓትን ምዕባለን ኢያ ትደሊ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jul 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ጎረበት ተኮር ሓበራዊ ልምዓትን ምዕባለን ኢያ ትደሊ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ሀዝቢ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ጉዳይ ሱዳን ንሕና ኢትዮጵያዊያን ከም ናይ ባዕልትና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ብር 971 ነጥብ 2 ቢሊየን ንክኸውን ኣፅዲቑ Desta Jul 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 36 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ንሰላም ዝኽፈል ዝኾነ ይኹን ዋጋ ንምኽፋል ድልዊ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም Desta Jul 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንሰላም ዝኾነ ይኹን ዋጋ ንምኽፋል ድልዊ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓለሎም ሕቶታት ኣድሂቦም ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ መንግስቲ ኣብ ፅባሕ ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕት ፕሪቶሪያ ጎንፂ ብሰለማዊ መገዲ ኣብ ምፍታሕ ለውጢ ባህሊ ዘምፃእናሉ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Jul 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ብምግባር ንዝቐረቡ ሕቶታት መብርሂን ምላሽን ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፈፃፅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዕልዋ መንግስቲ ምክያድ ኣይዕወትን -ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Jul 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዕልዋ መንግስቲ ምክያድ ኣይዕወትን ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ተዛሪቦም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ብምግባር ንዝቐረቡ…